ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጎስጓስ ሕርሻ ከተማ ኢትዮጵያ፡ ካብ ምሽማት ናብ መፍረያይነት … Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ህንፀት ልምዓ ኮሪደርን መሰረተ ልምዓትን ልዑል ለውጢ እናመዝገቡ ዝርከባ ከተማታት ኢትዮጵያ ካብ ማእኸል ፅግዕተኝነት ብምውፃእ ርእሰን ክምግባ ናብ ዝኽእላሉ መፍረያይነት እናተሰጋገራ ይርከባ። ቅድሚ ሕዚ ጠለብ ምግቢ ሙሉእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ዘበናዊ መንበሪ መንደር ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣጀሚርና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፀት ዘበናዊ መንበሪ መንደር ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣጀሚርና ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ምምሕዳር ከተማና ኣብ ትካል ፖሊስ እናሰራሕናዮም ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርምን እቲ ሰራዊት ብህዝቢ ዝተነበረሉ ሓደራ ብግቡእ ንኽዋፃእ ዝግበር ተግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ኣብ ፕሮጀክት ዘላቒ ልምዓት ሓድጊታት ላሊበላ ዑደት ክገብሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደራትን ዲፕሎማሰኛታትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ፕሮጀክት ዘላቒ ልምዓት ሓድጊታት ላሊበላ ዑደት ክገብሩ ኢዮም። ብሚኒስትር ዴኤታ ቱሪዝም ስለሺ ግርማ ዝተመርሐ ጉጅለ ኣብ ከተማ ላሊበላ ዝኣተወ እንትኸውን፤ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክብሪ ኢትዮጵያውያን ዘቐደመ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ … Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረት ርክብ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ዝኾነ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ድሕንነትን ክብሮምን ዘሕለወ ጭቡጥ ውፅኢት ኣምፂኡ ኢዩ፡፡ ቅድሚ ለውጢ ንዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ዝተውሃበ ትኹረት ትሑት ብምዃኑ ኣብ ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድጊ ወለዶን ሰረት ህልውናን… Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ብዙሓት ረብሓታት እናኣምፅአ ይርከብ። ክሊማዊ ለጥ ኣብ ምፅዋር፣ ዝዓረቐ መሬት ንምልማዕን ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኣብ ምህናፅን ውፅኢታዊ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ 2011 ዓ.ም. ዝተጀመረ ሃገራዊ ጎስጓስ ምትካል ፈልሲን ሓለዋ ተፈጥሮኣዊ ሃብትን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፍረ “መደመር”ልምዓት ኮሪደር፥ ካብ ከተማ ክሳብ ገፀር Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዋና ዋና ከተማታትን ኣብ ገጠራዊ ከባቢታትን ተግባራዊ ዝኾን ዘሎ ናይ ኮሪደር ልምዓት፣ ደረጃ መነባብሮን መስርሕን ዜጋታት ብምምሕያሽ ኣብ ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊ ህይወትን ከባቢን ሰፊሕ ለውጢ ዘምፅአ ዓቢ ሃገራዊ ፍረ ሪፎርም እዩ። እዚ ስትራቴጂ ልምዓት ኣምር “መደመር”…
ስፓርት ሪያድ ማህሬዝ ካብ ሃገራዊት ጋንታ ኣልጄሪያ ንባዕሉ ኣግሊሉ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣልጄሪያዊ ተፃዋታይ ክፍሊ መስመር ምጥቃዕ ሪያድ ማህሬዝ ንባዕሊ ካብ ሃገራዊት ጋንትኡ ምግላሉ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣልጄሪያ ኣብ ፅዋዕ ዓለም 32 ሃገራት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሎሚ ወጋሕታ ብስዊዘርላንድ ተሳዒራ ካብቲ ውድድር ምስተሰናበተት…
ስፓርት እንግሊዝ ንዲሞክራቲክ ኮንጎ ብምስዓር ናብ 16 ሃገራት ተፀምቢራ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 23 ፅዋዕ ዓለም ፀወታ ኣውዲቕካ ምሕላፍ እንግሊዝ ንዲሞክራቲክ ኮንጎ 2 ን 1 ብምስዓር ናብ 16 ሃገራት ተፀምቢራ። ምሸት ሰዓት 1 ኣብ ስታዲየም ኣትላንታ ዝተኻየደ ፀወታ እንግሊዝ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ሃሪ ኬን ኣምዘጊቡወን፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሊዮን ሓዱሽ በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፈረንይ ከተማ ሊዮን ሓዱሽ ናይ መገደኛታት በረራ ከምዝጀመረ ዕላዊ ገይሩ፡፡ እዚ ድማ ነቲ መገዲ ኣየር ኣብ ፈረንሳይ 3ይ፣ ኣብ ኣውሮፓ ድማ መበል 23 ከምኡ እውን ቁፅሪ ዓለም ለኸ መብፅሒኡ 146 ዘብፀሖ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብራኸ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዞባዊን ኣህጉራዊን መድረኻት Gebremariam Weldegerima Jul 1, 2026 0 ብራኸ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ዞባዊን ኣህጉራዊን መድረኻት ርክባት ወፃኢን ታሪኽ ዲፕሎማሲን ኢትዮጵያ ነዊሕ ዘበናት ዘቑፀረን ልዑል መሰረት ዘለዎን ኢዩ፡፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ እታ ሃገር እናተኸተለቶ ትርከብ ጎረቤት ተኮርን በዓል ብዙሕ ወገን ዲፕሎማሲን ብዙሕ ስትራቴጂካዊ ዓወታት ኣመዝጊቡ…