ዓወት ዓድዋ ንኣፍሪካውያን ሓበራዊ ሓድነትን ወታደራዊ ምትሕባርን ልዑል መሰረት ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ንኣፍሪካውያን ሓበራዊ ሓድነትን ወታደራዊ ምትሕባርን ልዑል መሰረት ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)
2ይ ጉባኤ ሚኒስትራት ምክልኻል ኣፍሪካ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ፣ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ…