Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ምስ ማሌዥያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኢትዮጵያ ምስ ማሌዥያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም።

ቀዳማይ ሚኒስትር ማሌዥያ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዕዋቱ ኣመልኪቶም ንዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስጋና ኣቕሪቦም።

ኣብ መልእኽቲ ምስጋናኦም ድማ ኢትዮጵያን ማሌዥያ ኣብ ምክብባር ዝተመስረተ ርክብ ዘለወንን ራኢ ምትሕብባር ደቡብ ንደቡብ ዝካፈላን ከምዝኾና ገሊፆም፡፡

ኢትዮጵያ ምስ ማሌዥያ ዘለዋ ሓበራዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምትሰርሕ እውን ኣረጋጊፆም፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.