Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፖሊስ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ክተጠናኽር ኢያ – ኣምባሳደር አርቪን ማሲንጋን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ፖሊስ ዘለዋ ምትሕብባር ብዝበለፀ ክተጠናኽር ኢያ ኢሎም ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ አርቪን ማሲንጋ፡፡ ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌዴራል የኢትዮጵ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣምባሳደር አርቪን ማሲንጋ ተዛቲዮም፡፡…

ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት እላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት እላዊ ኮይኑ፡፡ ኣብቲ ከይዲ ጨረታ 17 ባንኪታት ዝተሳተፉ እንትኾኑ÷ በዚ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ድማ ዋጋ ሓደነ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 154 ነጥቢ 3993 ብር ኮይኑ ከምዝተመዝገበ…

ዝተማለአ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ተገማቲ፣ ግልፂን ምቹውን ምህዳር ካፒታል ዕዳጋ ምፍጣር ኣኽኢሉ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተማለአ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ተገማቲ፣ ግልፂን ምቹውን ምህዳር ካፒታል ዕዳጋ ምፍጣር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ ካልኣይ ዞባዊ ጉባኤ ዕዳጋ ካፒታል ኣብ ማእኸክ ዓለም ለኸ ኣኼባ ኣዲስ ይካየድ…

መመሓላለፊ መገዲታትን መከላኸሊ ሜላታትንሕማም ቫይረስ ማርበርግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕማም ቫይረስ ማርበርግ (Marburg Virus Disease) ብመልክዕ ለበዳ ዘጋጥም ሕማም ምፍሳስ ደምን ትኩሳትን እንትኸውን ኣብ ሰብን ካልኦት እንስሳትን ከጋጥም ይኽእልል። ምልክታት እቲ ሕማም ነቲ ቫይረሱ ኣብ ዝተቓለዐ ካብ 2 ክሳብ 9 ኣብ…

ካብ ተሽከርከርቲ ዝወፅእ ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምቁፅፃር ኣገዳዲ መምርሒ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ክእቶ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ተሽከርከርቲ ዝወፅእ ምልቃቕ በካሊ ጋዝ ንምቁፅፃር ኣገዳዲ መምርሒ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ክእቶ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ሚኒስቴር ምስ ኢንስቲትዩት ደረጃታት ብመሰረት ዘውፀኦ ስታንዳርድ…

በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንብዝሃ መንነትና ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ንብዝሃ መንነትና ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ብብርኪ ክልል ኦሮሚያ መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ቡሌ ሆራ ይኽበር…

ብሄራዊ ረብሓ እንድሕር ዘይተኺቡ ከም ሃገር ምቕፃል ኣይከኣልን – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ሚኒስትር ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ብሄራዊ ረብሓኣ ክትሕሉ ዘይትኽእ ሃገር ከም ሃገረ መንግስቲ ክትቅፅል ኣይትኽእልን ኢሎም፡፡ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት…

ሓበሬታ ሳተላይት ብዘይምቁራፅ ዝቕበል ቴክኖሎጂ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስና ጂኦስፓሻልን ሓበሬታ ሳተላይት ብዘይምቁራፅ ዝቕበል ቴክኖሎጂ ስራሕ ጀሚሩ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣብዲሳ ይልማ (ዶ/ር) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ናይ ክልል ከተማታትን ብዘይ ምቁራፅ ካብ ሳተላይት ሓሬታ…

ኣብ ክልል ዓፋር ምፍንጃር እሳተ ገሞራ ኣብ ዘጋጠመሉ ከባቢ ተነፃፃሪ ምርግጋእ ተፈጢሩ – ጂኦሎጂካል ኢንስቲትዩት ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ቅድሚ መዓልቲታት ምፍንጃር እሳተ ገሞራ ኣብ ዘጋጠመሉ ከባቢ ሕብረተሰብ ተረጋጊኡ ስርሑ ዝውግነሉ ተነፃፃሪ ምርግጋእ ተፈጢሩ ኢሉ ጂኦሎጂካል ኢንስቲትዩት ኢትዮጵያ፡፡ እቲ ኢንስቲትዩት ኣብቲ ክልል ከባቢ ኤርታሌ ፍሉይ ሽሙ ሃይሊ ጉብ…

ማንቼስተር ሲቲ ንሊድስ ዩናይትድ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንሊድስ ዩናይትድ 3 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ማንቼስተር ሲቲ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ፊል ፎደን (2) ሸቶታትን ግቫርዲዮልን እንተመዝግቡ፤ ናይ ሊድስ ዩናይትድ ድማ ካልቨርት…