ሓለፍቲ ዓውዲ እቶት ሃገራት ምብራቅ ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 11 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተወከሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዓውዲ እቶት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም።
እቲ ዑደት ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ዝመርሐኦ ኢዩ።
ሓለፍቲ ዓውዲ እቶት እቲ ዞባ ኣብ ዑደቶም፤ ኣብ…