Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ስርናይ ውፅኢታዊ ተሞክሮኣ ኣብቲ ዞባ ንምስፋሕ ቆራፅ ኢያ – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ አብ ልምዓት ስርናይ ዘመዝገበቶ ዓወት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ንምስፋሕ ተሞክሮኣ ንምክፋል ቆራፅ ኢያ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። መበል 19 ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ዞባዊ መድረኽ መዳርግቲ ኣካላት ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ዴኤታ ሕርሻ…

ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ስግግር ቴክኖሎጂ ኣብ ምቅልጣፍ ሸርፊ ወፃኢ እናትረፈ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ኢንጂነሪንግ ግሩፕ ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ብዝተጠናኸረ ኩነታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ብምትካእ ሸርፊ ወፃኢ እናድሓነ ይርከብ ም/ሥራ ፈፀሚ ስራሕ ኣይተ ዳንኤል ኦላኒ ግሩፕ፡፡ ኣይተ ዳንኤል ኦላኒ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ ብሸርፊ ወፃኢ ዝኣትዉ…

ዜጋታት ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት ንምስግጋር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዜጋታት ካብ ድኽነት ንምውፃእ ብዝተወገኑ ስራሕቲ ብዙሓት ዜጋታ ካብ ተሓጋዛይነት ናብ መፍረያይነት ተሰጋጊሮም ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ከተማን መሰረተ ልምዓትን ፈንታ ደጀን። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 ዓ.ም ልምዓታዊ…

ማንቼስተር ዩናይትድን ቶተንሃምን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 11 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዝተራኸባ ቶተንሃምን ማንቼስተር ዩናይትድን 2 ን 2 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ኣብ ስታዲየም ቶተንሃም ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፤ ቴልን ሪቻልሰንን ንቶተንሃም እንተመዝግቡ፤ ናይ ማንቼስተር…

ቅዱስ ጊዮርጊስ ንባህርዳር ከተማ ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 5ይ ሰሙን ፀወታ ሲቢኢ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንባህርዳር ከተማ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ቀትሪ ሰዓት 7:00 ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ፀወታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣቤል ያለው (ክልተ)ን ኣዲሱ ኣቶላን…

ፋሲል ሓድጊነቱ ሓሊዩ ደረጃኡ ዝሓለወ መስሕብ ቱሪስት ምዃኑ ትንሳኤ ጎንደር ዘርኢ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፃታት ኣቢያተ መንግስቲ ፋሲል ፋሲል ሓድጊነቱ ሓሊዩ ንበፃቲ ብዝምቹ ኩነታት ደረጃኡ ዝሓለወ መስሕብ ቱሪስት ምዃኑ ትንሳኤ ጎንደር ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ኣብ ዑደት ስራሕቲ ልምዓት…

ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓይሊ ኣየር ይህነፅ ኣሎ – ሌ/ጄነራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ምኽባር መበል 90 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኣመልኪቶም ምስ ነበርቲ ከተማ ቢሾፍቱን ከባቢኣን ተዛቲዮም። እቶም ዋና ኣዛዚ ኣብቲ እዋን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ በቢዘበኑ…

ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓይሊ ኒውክሌር ጋህዲ ንምግባር ብምትሕባብር ክንሰርሕ ኢና – ኣምባሳደር ኢቭጌኒ ተርኪሂን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓይሊ ኒውክሌር ጋህዲ ንምግባር ብምትሕባብር ክንሰርሕ ኢና ኢሎም ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን፡፡ ኣምባሳደር ኢቭጌኒ ተርኪሂን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝጠቕሙ ጉዳያት ብምዝታይ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና…

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ መፃረዪን መወገዲን ረሳሕ ፈሳሲ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር  ማይን ኢነርጂን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ህንፀት መፃረዪን መወገዲን ረሳሕ ፈሳሲ ንምውጋን ስምምዕነት ገይሩ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ስምምዕነት ዝገበረ ምስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንልምዓት ኮሪደር ዝምጥን ህንፀት መሰረተ ልምዓት መገዲ ይውገን ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መገዲታት ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ንዘሎ ልምዓት ኮሪደር ዝምጥን ህንፀትን ፅገናን መሰረተ ልምዓት መገዲ ይውገን ኣሎ ኢሉ፡፡ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ በዓል መዚ ኢያሱ ሰሎሞን ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ፤ ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ…