ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዞባ ጋሞ ብዝተፈጠረ ምግህማስ መሬት ብዝበፅሐ ጉድኣት ሓዘነን ገሊፀን mizan mekonen Mar 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ብዝተፈጠረ ምግህማስ መሬት ዝበፅሐ ጉድኣት ሓዘነን ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት mizan mekonen Mar 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ወደባት ነዳዲ ዝፀዓና መርከባት ሩስያ ዝተነበረ ማዕቀብ ብግዚያዊነት ኣልዒላ። ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ከምዘፍለጦ፤ ውሳነ ኣሜሪካን እስራኤልን ምስ ኢራን ዝኣተውዎ ኩነታት ዋጋ ነዳዲ ንምርግጋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዞባ ጋሞ ብሰንኪ ምግህማስ መሬት ዘስዓቦ ጉድኣት ሓዘኖም ገሊፆም mizan mekonen Mar 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ጋሞ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ምግህማስ መሬትን ውሕጅን ዘስዓቦ ጉድኣት ሓዘኖም ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር መዓድን ንሰለስተ ኩባንያታት መዓድን ፍቓድ ዕደና ሂቡ mizan mekonen Mar 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር መዓድን ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ዕደና ንዝተዋፈሩ ሰለስተ ኩባንያታት ፍቓድ ዕደና ሂቡ። ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ፤ ኢትዮጵያ ሃፍቲ ማዕድን ብግቡእ ንምምዕባል ኣገደስቲ ስጉምትታት እናወሰደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ ሓዘን mizan mekonen Mar 12, 2026 0 ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ወረዳ ጋጮ ባባ ቀበሌ ላካ 1 መጋቢት 2018 ብምኽንያት ከቢድ ዝናብ ዝተፈጠረ ምንሽርታት መሬት ዘጋጠመ ሓደጋ ኣብ ልዕሊ ህይወት ዜጋታት ዝበፅሐ ከቢድ ጥፍኣትን ምምዝባልን ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ፌዴሪኢ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መረፃ ቦርድ መረፃ ኣብ ዝካየደሎም ከባቢታት ዘሎ ኩነታት ፀጥታ ብዝምልከት ምስ ውድባት ፖለቲካ ዘትዮ mizan mekonen Mar 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብ ዝካየደሎም ከባቢታት ብዛዕባ ኩነታት ፀጥታ ብዝምልከት ምስ ፖለቲካዊ ውድባት ዘትዩ። ኣብቲ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሻት ብሄራዊ ረብሓታት ንምክባር ብምትሕብባር ክሰርሓ ኣለወን – ወ/ሮ ሃይማኖት ዘለቐ mizan mekonen Mar 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መራኸብቲ ሓፋሻት ብሄራዊ ረብሓታት ንምክባር ብምትሕብባር ክሰርሓ ኣለወን ኢሉ ዋና ዳይሬክተር ሰብ መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጱያ ወ/ሮ ሃይማኖት ዘለቐ፡፡ ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙዓዘ ጥበባት ዲ/ን ዳኒኤል ክብረት፣ ኣመራሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ረብሓ ሃገርን ህዝብን ንምሕላው ብትኹረት ክሰርሑ ይግባእ – ሙዓዘ ጥበባት ዲ/ን ዳኒኤል ክብረት mizan mekonen Mar 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ረብሓ ሃገርን ህዝብን ንምሕላው መራኸብቲ ሓፋሽ ብትኹረት ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙዓዘ ጥበባት ዲ/ያ ዳኒኤል ክብረት። ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ዘለዎም ግደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሙን 1 ሚሊየን ዜጋታት ንፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ይምዝገቡ ኣለዉ mizan mekonen Mar 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሰሙን 1 ሚሊየን ዜጋታት ንፋይዳ ዲጂታላዊ መለለዪ መንነት ይምዝገቡ ኢሉ ኢሎም ፕሮግራም ብሄራዊ መንነት። ዳይሬክተር መዳርግቲ ኣካላትን ርክብ ህዝብን ፕሮግራም ብሄራዊ መለለዪ ሳሚናስ ሰይፉ ምስ ፋና ሚድያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግደ ደቂ ኣንስትዮ ምሁራት ብፍልጠት ሃገር ኣብ ምህናፅ… mizan mekonen Mar 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከይዲ ህንፀት ሃገር እናተመዝገቡ ዘለው ዓወታት ምሁራት ደቂ ኣንስትዮ ልዑል ኣበርክቶ ኣለዎ ኢለን ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳያትን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)። ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (8…