Fana: At a Speed of Life!

ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ(ዶ/ር) ኣመሓደርቲ 7ቲአን ክፍለ ከተማታት ሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ መቐለ ሺሻይ ኣማረ (ዶ/ር) ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዘመሓድሩ ኣመሓደርቲ 7ቲአን ክፍለ ከተማታት ሸይሞም። ብመሰረት እዚ ድማ፤ ኣይተ ጌታቸው ገብረ ፃድቕ ገብረ ሂወት - ኣመሓዳሪ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣይተ ካልኣዩ ሃይሉ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ናካላ ሞዛምቢክ ሓድሽ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ከተማ ናካላ ሞዛምቢክ ሓድሽ በረራ ጀሚሩ። ኣብቲ ናይ ምጅማር ስነ ስርዓት ዳይሬክተር ጀነራል ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ መትከል ፓን…

ጉባኤ ሩስያ – ኣፍሪካን ስትራተጂያዊ ግደ ኢትዮጵያን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ጥቅምቲ 18ን 19ን፣ 2019 ኣብ ሞስኮ ዝካየድ ሳልሳይ ጉባኤ ሩስያ - ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ሩስያን ኣህጉር ኣፍሪካን ዘሎ ጂኦፖለቲካውን ቁጠባውን ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ምዕራፍ ዘሰጋግር ፍፃመ እዩ። ብፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣቦ ወንበርነት…

ዲፕሎማስያ ኢትዮጵያ ኣብ መትከል ሓባራዊ ተጠቃምነት ዝተመስረተ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ኣካይዳኣ ንሰላምን ምትሕብባርን ክፉት ዝኾነ ኣካይዳ ትኽተል፤ ልዑላውነታ ግን ናብ ድርድር ኣይተቕርብን። ዘይምስምማዕ ኣብ ዝፍጠረሉ እዋን ኢትዮጵያ ኩሉ ግዜ ቀዳምነት እትህቦ ንዘተን ድርድርን እንትኸውን፤ እዚ ድማ ኣብ…

ልምዓት ዝምዘን ብህንፀት መሰረተ ልምዓት ጥራይ ዘይኮነ ብዝህቦ ኣገልግሎትን ብዝፈጥሮ ዕድላትን እውን እዩ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ዝምዘን ብዝህነፅ መሰረተ ልምዓት ጥራይ ዘይኮነ ንሰባት ብዝህቦ ኣገልግሎትን ብዝፈጥሮ ዕድላትን እውን ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። 3ይ ሰሙን ማይን ኢነርጂን “ኣብ ሳይንስ መስረት ዝገበረ ፖሊሲን ውሁድ…

ኢነርጂ፡ ንሕዳሰን ዘላቒ ብልፅግናን ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ታሪኽ ዕቤትን ብልፅግናን ዝኾነት ሃገር፣ ሓይሊ (ኢነርጂ) መሰረት ኩሉ ልምዓትን መንቀሳቐሲ ሞተር ኢኮኖሚን እዩ። ከምቲ ህይወት ንዘለዎ ኩሉ ፍጡር ብርሃን ፀሓይን ኣየርን ዘድልዮ፣ ዘርፍታት ልምዓት ንኽዓምብቡ፣ ኢንዱስትሪታት ንኽንቀሳቐሱ፣…

ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ኩሎም ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ትምህርቲ ብዕሊ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ዝርከቡ ኩሎም ኣብያተ ትምህርቲ ከይዲ ምምሃርን ምስትምሃርን ስራሕ ዳግም ተጀሚሩ። ብሰንኪ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ከይዲ ትምህርቲ ዳግማይ ምጅማሩ፣ ተምሃሮ ናብ ትምህርቲ ክምለሱን ዝተቛረፀ ከይዲ…

ኣርሰናል ንኤቨርተን ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ 8ይ ሰሙን መደብ ፀወታ ኣርሰናል ንኤቨርተን 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ምሸት ሰዓት 11፡00 ኣብ ስታድዩም ኤሚሬትስ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ኣርሰናል ንኤቨርተን ብምስዓር ኣገዳሲ ሰለስተ ነጥቢ ኣመዝጊባ።…

ኣፍሪካውያን ንረብሓ ህዝቢ ዘገልግል ሽርክነት ክንፈጥር ይግባእ – ፕሬዚዳንት ኢቫሪስቴ ንዳይሺሚዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፍሪካውያን ንረብሓ ህዝቢ ዘገልግል ሽርክነት ክንፈጥር ይግባእ ኢሎም ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ቡሩንዲን ኢቫሪስተ ንዳይሺሚዬ። ኣብ ኣፍሪካ ኣህጉራዊ መፍትሒ ሰላም ብምፍልፋል፣ ቁጠባዊ ሉዓላውነትን…

ኣፍሪካ እናተቐየረ ምስ ዘሎ ዓለም ለኸ ስርዓት ምልምማድ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ነቲ ስርዓት ናይ ምቕራፅ ግደ ክህልዋ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፍሪካ እናተቐየረ ምስ ዘሎ ዓለም ለኸ ስርዓት ምልምማድ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ነቲ ስርዓት ናይ ምቕራፅ ግደ ክህልዋ ይግባእ - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) “መንገድታት ሰላም ኣብ ኣፍሪካ፦…