Fana: At a Speed of Life!

ወፃኢ ንግዲ እንስሳት ንምዕባይ ዝተሰርሐ ስራሕ ውፅኢት የምፅእ ኣሎ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ወፃኢ ንግዲ እንስሳት ንምዕባይ እተካይዶ ዘላ ተግባር ውፅኢት እንምፀአ ምዃኑ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ከምዝገለፅዎ፤ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ሓዊሱ ብመንግስቲ ዝወሰዶም ስጉምትታት እቲ…

መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ብብርኪ ሃገር ኣብ ከተማ ኣዳማ ጉዕዞ እግሪ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ በቢዓመቱ 30 ሚያዝያ ዝኽበር እንትኾን÷ ሎሚ እውን ብብርኪ ዓለም ንመበል 78 ግዜ ኣብ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ኣብ ሩሲያ መዓልቲ ዓወት ንምስታፍ ናብ ሞስኮ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ፅባሕ ኣብ ሩሲያ ዝኽበር መበል 80 መዓልቲ ዓወት ሩስያ ንምስታፍ ሎሚ ንግሆ ናብ ሞስኮ ኣትዮም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ሞስኮ እንትበፅሑ ላዕለዋይ ሓላፊ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣናቶሊ ባሽኪን ኣቐባብላ…

ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብቐዋምነት ቅልጡፍ ግልጋሎት ምሃብ ዘኽእል እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ብቐዋምነት ንማሕበረሰብ ቅልጡፍ ግልጋሎት ምሃብ ዘኽእል ምዃኑ ሰብ ሞያታት ሚዲያ ገሊፆም፡፡ ኣብ ሓደ ገዛ ሙሉእ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂታት ብምጥቓም ዝተፈላለዩ ግልጋሎት መንግስቲ ዝህብ ግልጋሎት ሓደ ማእኸል መሶብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝምዘዙ ኣጀንዳታት ብብቕዓት ምምኻት ጠመተ ክውሃቦ ይግባእ – ለገሠ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያን ብሄራዊ ረብሓታትን ዝምዘዙ ኣጀንዳታት ብብቕዓት ምምኻት ጠመተ ክውሃቦ ከምዝግባእ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ ኣመራርሓታትን ሰራሕተኛታትን እቲ ግልጋሎት” ማእኸላይ ዘበን” ብዝብል ርእሲ…

ውህደት ኢኮኖሚያዊ ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝበለፀ ምዕባይ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውህደት ኢኮኖሚያዊ ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዝበለፀ ምዕባይ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡ 6ይ ሓበራዊ ዕዳጋ ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ደቂ ኣንስትዮ ፈጠርቲ ስራሕ ምርኢትን ኮንፈረስን…

ኢትዮጵያ ፓኪስታንን ሃገራት ኣፍሪካን ምትእስሳር ንግዲ ንምጥንኻር ጉባኤ ከምተኣናግድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ፓኪስታንን ሃገራት ኣፍሪካን ዘሎ ምሕዝነት ኢኮኖሚ ምትእስሳር ንግድን ንምጥንኻር ዝዓለመ ጉባኤ ከምተተኣናግድ ተገሊፁ፡፡ 5ይ ጉባኤ ንግዲ ፓኪስታን- ኣፍሪካን ካብ ቀፃሊ 7 ክሳብ 9 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ልዕሊ 4 ሺሕ ኪሎ ግራም ፍርያት ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 4 ሺሕን 254 ኪሎ ግራም ፍርያት ወርቂ ናብ ሃገራዊ ባንኪ ኣታዊ ምግባሩ ኤጀንሲ መዓድን ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ። 1 ሺሕን 850 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ንምግባር ተሊሙ ከምዝነበረ ምክትል…

ሞያዊ ብቕዓት ምዘና መረጋገፂ ዘይሓዘ ኣሸከርካሪ ምሽክርካር ኣይኽኣልን – ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ዝተትሓዘ ዓመት ጀሚሩ ብብርኪ ሃገር ኣብዚ ዓመት ሞያዊ ብቕዓት ምዘና መረጋገፂ ኣሽከርከርቲ ከምዝጅምር ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ብቕዓት ምዘና ምውሃብ ዘድለየ 83 ሚኢታዊ ኣብታ ሃገር እናበፅሐ ዝርከብ ሓደጋ…

ኢትዮጵያ ቡና ንሃድያ ሆሳእና ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ መበል 28 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ÷ኢትዮጵያ ቡና ንሃድያ ሆሳና 1ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ። ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ምሸት ሰዓት 12 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ዲቫይን ዋቹኩዋ ብዘመዝገባ ሸቶ ኢትዮጵያ ቡና ሰለስተ…