መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካሜሩን ንዝጓዓዙ ሓጀጅቲ ግልጋሎት በረራ ንምሃብ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካሜሩን ንዝጓዓዙ ሓጀጅቲ ከምኡ እውን ናብ ያውንዴን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሩዕ ግልጋሎት በረራ ንምሃብ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ፡፡
ሚኒስትር ምምሕዳር ግዝኣት ካሜሩንን ፕሬዚዳንት ሓጅ ኮሚቴ ፖል ኣታንጋ ንጂን ምስ ልኡኾም ብምዃን…