ኣብ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተጀመሩ ሰብ ትኹረት ዝገበረ ዘላቒ ስራሕቲ ልምዓት ንምርግጋፅ ብቆራፅነት ክሰርሕ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
እተን ከንቲባ ብምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ 2018 በጀት ዓመት ናይ 6 ኣዋርሕ ገምጋም…