ቢዝነስ 103 ሓደሽቲ ከተማታት ገጠርን መንደራትን ተረባሕቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይነን mizan mekonen May 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 103 ሓደሽቲ ከተማታት ገጠርን መንደራትን ተረባሕቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተረባሕቲ ኮይነን ኢሉ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ…
ስፓርት ኤቨርተን ምስ ማንቼስተር ሲቲ… mizan mekonen May 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 35 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜድኣ ወፃኢ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኤቨርተን ክትገጥም ኢያ። ሎሚ ምሸት ሓዊሱ ክልተ ፀወታታት ኣብ ኢዳ ተሪፍዋ ዘላ ማንቼስተር ሲቲ ምሰ ኣርሰናል ዘጋጠማ ናይ 6 ነጥቢ ፍልልይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ምስ 53 ሃገራት ኣፍሪካ እትገብሮ ዕድጊት ንግዲ ካብ ቀረፅ ናፃ ክትገብር እያ mizan mekonen Apr 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ዲፕሎማስያዊ መሻርኽተይ ምስ ዝበለቶም 53 ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ዕድጊት ንግዲ ካብ ቀረፅ ናፃ ክትገብር እያ። ቻይና ቅድሚ ሕዚ ኣብ ዕብየት ዝርከባ 33 ሃገራት ካብ ቀረፅ ናፃ ዝኾነ ፖሊሲ ንግዲ ኣተግቢራ ዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ mizan mekonen Apr 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምልክት እጃም ህንፀት ሃገርን ኩርዓት ብሄራዊ ካብ ምዃን ብዝሓለፈ ልህቀት ኣቪየሽን ኣፍሪካን እዩ ኢሎም ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ፡፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 80 ዓመት ምምስራቱ ኣመልኪቱ ምሰ ዓማዊልን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣሽሊ ያንግ ጫማ ሰቒሉ mizan mekonen Apr 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ነበር ተፃዋታይ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣሽሊ ያንግ ጫማ ምስቓሉ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብዚ ውድድር ዓመተ ምስ ክለብ ሻምፒዮንሺፑ ኢፕስዊች ታውን ይፃወት ዝነበረ ኮይኑ፤ ኣብ 40 ዓመት ዕድሚኡ ጫምኡ ሰቒሉ። እዚ ተፃዋታይ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሕቡራት መንግስታት ዝተንኣዱ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብመሪሕነት ኢትዮጵያን ዓወታት ልምዓትን mizan mekonen Apr 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣጀንዳ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ምስላጥ ዘካይድዎ ዘለው ብቕዓት ኣመራርሓ ዝነኣድ እዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሪካ ክላቨር ጋቴቴ። እቶም ዋና ፀሓፊ ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዜጋታት ካብ ፅግዕተኛነት ንምንጋፍ እትገብሮ ዘላ ስልታዊ ስግግር ፍረ የፍሪ ኣሎ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ mizan mekonen Apr 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዓርሰ ብምግቢ ንምኽኣል እትገብሮ ስትራተጂካዊ ፖሊሲ ሎሚ እውን ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዜጋታት ካብ ፅግዕተኛነት ናብ ኣፍራይነት ንምስግጋር ዓወታት ይምዝገብ ኣሎ። እዚ ንዘመናት ኣብ ተፀባይነት ተገዲቡ ዝነበረ ዓብዩ ሓይሊ ሰብ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቱሪዝም ንዕብየት ሃገር ዘለዎ ኣበርክቶ ብዝበለፀ ዘዕብዩ መርሃ ግብሪታት ገበታ mizan mekonen Apr 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪታት ገበታ ንሸገር፣ ገበታ ንወለዶ ዝህነፁ መባፅሕ ቱሪዝም ኣብቲ ዓውዲ ንኢኮኖሚ ሃገር ዘለዎ ኣበርክቶ ብዝበለፀ ዘዕብዩ እዮም ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ፡፡ እተን ሚኒስትር ባይቶ ወከልቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ደስ ዘይበሎም ብወገን ኢራን ዝቐረበ ነጥቢ ድርድር… mizan mekonen Apr 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ፤ ኢራን ነቲ ንኽልተ ኣዋርሕ ዝቐፀለ ኲናት ንምቁራፅ ዘቕረበቶ መደራደሪ ነጥቢ ሕጉስ ኣይኮንኩን ኢሎም፡፡ ኢራን ኣብ ቀረባ እዋን ዘቕረበቶ መደራደሪ ነጥቢ እቲ ኩናት ደው ክሳብ ዝብል ድርድር ኒውክሌር…
ቢዝነስ ቢሊየን ዶላራት ዘድሐነ ምንቅስቓስ… mizan mekonen Apr 28, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብብዙሕ ዓውድታት ኦኮኖሚ ብምክታል ሉኣላውነታ ንምዕዋት ኣብ ዘደንቕ ጉዕዞ ትርከብ። በዙይ እውን ብፍላይ ሉኣላውነት ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ምህርቲ ሓጋይ ስርናይ ኣብ ምፍላጥ ኣብ ስርናይ ዓርሰ…