ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኢራቕ ክልተ ነዳዲ ዝፀዓና መርከባት መጥቃዕቲ ተፈፂሙ mizan mekonen Mar 12, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢራቕ ኣብ ጀልባ ብዝተፀመደ ቦምብ ክልተ ነዳዲ ዝፀዓና መርከባት መጥቃዕቲ ከምዝተፈፀመ ኩባንያታት ወደብ ኣፍሊጡ። ኣብታ ሃገር ኣብ ከተማ ባስራ ኣብ ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ መርከባት ብሓዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብዛዕባ ኢራን እቶም መራሕቲ እንታይ ዘትዮም? mizan mekonen Mar 10, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ሩስያዊ መዘንኦም ቭላድሚር ፑቲን ብስልኪ ዘተ ኣካይዶም። ብመሰረት ሓጋዚ የክሬምሊን ዩሪ ኡሻኮቭ ከምዝበልዎ፤ እቶም መራሕቲ ኣብ ኢራን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ከምኡ እውን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅርታ ዘልዕሉ መገዲታት ፕሮጀክት ኣብ ሓፂር ግዜ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብነበርቲ ቅርታ ዘልዕሉ ዝነበሩ መገዲታት ፕሮጀክት ኣብ ሓፂር ግዜ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ከይዲ ህንፀት ተርሚናል ኣውቶቡስ ኮልፈ 18ን ኣየር ጤናን ካራ ወለቴን ዑደት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሓዱሽ መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ሞጅታባ ኻሜኒ … mizan mekonen Mar 9, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካን እስራኤልን ቅድሚ ሒዲት መዓልቲታት ብዝፈፀምኦ መጥቃዕቲ ሚሳኤል ዝተቐተሉ መንፈሳዊ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ኻሜኒ ብካልኣይ ወዶም ሞጅታባ ኻሜኒ ተተኪኡ። እዚ ወዲ 56 ዓመት መንእሰይ ሞጅታባ ኻሜኒ ኣብ ኢራን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮን… mizan mekonen Mar 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ብደቂ ኣንስትዮ ጥራሕ በረራ ብምክያድ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች 8 ) የብዕል። እቲ መገዲ ኣየር ተግባር ብምንቅስቃስ ኩለን ደቂ ኣንስትዮ ሓያል ተሳትፎ ከምዘለዎን የርኢ። ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግና ኢትዮጵያ እጃመን የብርክቱ ኣለው – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ… mizan mekonen Mar 8, 2026 0 ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግና ኢትዮጵያ እጃመን የብርክቱ ኣለው – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓፈሻዊ ጉዕዞ ብልፅግናን ማዕርነትን ኢትዮጵያ እጃመን የበርክታ ኣለዋ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ብዝተፈላለዩ ኩነታት ይኽበር ኣሎ mizan mekonen Mar 8, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሎሚ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች 8 ) ‘ድምፂ ደቂ ኣንስትዮ ንዝማዕበልት ኢትዮጵያን’ ብዝብል መሪሕ ሓብ ብዝተፈላለዩ ኩነታት እናተኸበረ ይርከብ፡፡ ብዓለም ንመበል 115 ግዜ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ…
ቴክኖሎጂ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዖም mizan mekonen Mar 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዖም፡፡ እተን ትካላት ኣብ ዘካየድኦ ናይ ሓደ ሚሊየን ብር ሽልማት ዘለዎ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ውድድር ሙዚቃ ከካይዳ እየን።…
ቢዝነስ ኢትዮ ቴሌኮምን ኤሪክሰንን ዲጂታል መሰረተ ልምዓት ንምጥንኻር ተፈራሪሞም mizan mekonen Mar 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮ ቴሌኮም ኔትወርክ መስፋሕፍሕ ንምክያድ ዲጂታላዊ መሰረተ ልምዓትን ንምዕባይን ናብ ልዑል ብርኪ ንምግባርን ዘኽእል ስምምዕነት ምስ ኩባንያ ኤሪክሰን ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕ ኣብ ጎድኒ ኣብ ባርሴሎና ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንኽዛዘም መንግስቲ ኣድላዩ ኩሉ ደገፍ ክገብር እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ mizan mekonen Mar 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ብዓወት ንምዝዛም ዘድሊ ኩሉ ድጋፍ ክገብር እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። "ዳይነትን ዲሞክራሲን ንዕውትነት ትካላትን፤ ዕውት ህንፀት ሃገረ መንግስቲን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ…