ስፓርት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ውድድር ተዓዊቶም mizan mekonen Sep 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 30፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቤልጂየም ከተማ ብራስልስ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 2026 ዳይመንድ ሊግ ብ ደቂ ኣንስትዮ 5 ሽሕ ሜትሮ ፍፃሜ ውድድር ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ኣመዝጊበን። ብደቂ ኣንስትዮ 5 ሽሕ ሜትሮ ውድድር ዝተሳተፈት ኣትሌት ፍሬወይኒ ሃይሉ ነቲ ውድድር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪክስ ንኣፍሪካ ስግግር ኢኮኖሚ ሓድሽ ዕድል ሒዙ መፂኡ – ኣምባሳደር ነቢዩ ተድላ mizan mekonen Sep 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 29፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሪክስ ንኣፍሪካ ስግግር ኢኮኖሚ ሓድሽ ዕድል ሒዙ መፂኡ ኢሎም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ነቢዩ ተድላ፡፡ እቶም ኣምባሳደር ማዕኸን ህንዲ ዲዲ ኢንዲያ መርበብ ዜና ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት፥ ብሪክስ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ዕብየት ምስ ዝርከባ ኣባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣፍሪካን ኣሜሪካን ስትራተጂካዊ ርክቦም ንምጥንኻር ተሰማሚዖም mizan mekonen Sep 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 28፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣፍሪካን ኣሜሪካን ዘለዎም ስትራተጂካዊ ርክብ ንምጥንኻር ተሰማሚዖም። ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሞሓመድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ፍራንክ ጋርሲያ ተዛትዮም። ኣብቲ ዘተ፣…
ቢዝነስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምኽንያት በዓል ሓዱሽ ዓመት ባዛር ተጀሚሩ mizan mekonen Sep 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 28፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቢሮ ንግዲ ኣዲስ ኣበባ ብምኽንያት በዓል ሓዱሽ ዓመት 2019 ዓ.ም ባዛር ብዕሊ ኣጀሚሮም። ምክትል ሓላፊ ቢሮ ዓውዲ ዕድጊት እቲ ቢሮ ፀጋዬ ደበላ ከምዝገለፅዎ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንናህሪ ዋጋ ካብ ምክልኻልን ፍትሓዊነት ስርዓት ንግዲ ካብ…
ቴክኖሎጂ ቁፅሪ “4ጂ” ተረባሕቲ ከተማታት ናብ 1 ሺሕን 500ን ንምዕባይ ክስራሕ እዩ – ፍሬህይወት ታምሩ mizan mekonen Sep 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 28፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ተረባሕቲ “4ጂ” ዝኾና ከተማታት ቁፅሮም ናብ 1 ሺሕን 500ን ንምዕባይ ክስራሕ እዩ ኢለን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ። ኢትዮ ቴሌኮም “ዝመፅእ ኣድማስ” ዝብል ናይ 3 ዓመት ስትራቴጂኡ 2ይ ዓመት ትልሚ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብስራት ቀዳማይ ሚኒስትር mizan mekonen Sep 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 28፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ብፍላይ ድማ ነበርቲ ከተማታት ጉዳይ መንበሪ ኣባይቲ ከም ፀገም የልዕሉ። እዚ ፀገም ድማ ካብ ሕፅረት ቀረብ ኣባይቲ ኣትሒዙ ክሳብ ዜጋታት ኣዝዩ ዝተጋነነ ክፍሊት ኪራይ ገዛ ንኽኸፍሉ ምግባር ዝበፅሕ እዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ቅልጡፍ፣ ጠንካራን ንኹሉ ዝሓቑፍ ኢኮኖሚ ምህናፃ ክትቅፅል እያ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) mizan mekonen Sep 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 28፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ቅልጡፍ፣ ጠንካራን ንኹሉ ዝሓቑፍ ኢኮኖሚ ምህናፃ ክትቕፅል እያ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፣ ኣብ ሃገርና ንፈለማ እዋን ፍሉይ ኩባንያ መሊሱ መጠናኸሪ ልቓሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ልዑል ግደ ኣለዎ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር mizan mekonen Sep 1, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 26፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ከምኡ’ውን ምትእስሳር ህዝብታት ንምጥንኻር ልዑል ግደ ክህልዎ እዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። መበል 21 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተወደበ ኣሰራርሓ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ተረባሕነት ኢኮኖሚ እናዓበየ ይርከብ -ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ mizan mekonen Aug 31, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 25፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ምትሕብባር ዝተመስረተ ኣሰራርሓ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ተረባሕነት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብልዑል ደረጃ ይዓቢ ኣሎ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ። ማሕበር ኣክስዮን ባቡር ኢትዮ-ጅቡቲን ኢትዮጵያ ባሕሪ መጓዓዝያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ንጉስ ኖርወይ ሃራልድ 5ይ ዝተሰምዖም ሓዘን ገሊፆም mizan mekonen Aug 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ነሓሰ 24፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕልፈት ንጉስ ኖርወይ ሃራልድ 5ይ ዝተሰምዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኤክስ ገፆም ብፅሑፍ ከምዝበልዎ፤ ብስም መንግስትን ህዝብን ኢትዮጵያ ብሕልፈት ንጉስ ሃራልድ 5ይ፤ ንኽቡር ንጉስ…