ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቴክሳስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ቁፅሪ ዝሞቱ 82 በፂሑ mizan mekonen Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፈ ብዓርቢ ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቴክሳስ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ ዝሞቱ ሰባት 82 በፂሑ። ኣብታ ግዝኣት ብዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝበፅሐ ሓደጋ ውሕጅ ካብ ሞንጎ እቶም ዝሞቱ 28 ህፃናት ምዃኖም ተገሊፁ፡፡ በቲ ሓደጋ ካብ ዝሞቱ ሰባት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 3ይ ፎረም ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ፎረም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ ዓሊ ዩሱፍ፣ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፣ ሚኒስትራት ኣፍሪካ…
ቢዝነስ ካብ ወፃኢ ቡን ልዕሊ 2 ነጥቢ 24 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ mizan mekonen Jul 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ዕዳጋ ቡን ዝቀረበ ፍርያት ቡና ልዕሊ 2 ነጥቢ 24 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሉ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሙኒኬሽን እቲ በዓል መዚ ኣይተ ሳህለማርያም ገብረመድህን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ምድላይ ዲሞክራሲ ኢትዮጵያዊ” ንዘበናት ድልየት ዴሞክራሲን ሕልሚን ዝድህስስ መፅሓፍ እዩ- ኣይተ ኣደም ፋራህ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር መተሓበሪ ማእኽልን ህንፀት ስርዓት ዲሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ “ምድላይ ዲሞክራሲ ኢትዮጵያዊ" እቲ መፅሓፍ ህዝቢ ኢትዮጵያ ንዘበናት ድልየት ዲሞክራሲን ሕልሚን ዝድህስስ ብርሃን ፍልጠት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካቢነ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካቢነ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 4ይ ዓመት 13 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣብ ኣርባዕተ ወሰንቲ ጉዳያት ከተማ ለኸ ኣጀንዳታት ተመያይጡ ውሳነታት ኣሕሊፉ። ቅልጡፍ ለውጢ እታ ከተማ ኣብ ግምት ብምእታው፣ ወፃኢታት ንምንካይ፣ ኣወሃህባ ግልጋሎት ንምምሕያሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ብተግባርን ብኣተሓሳስባን ምምራሕ ምኽኣሎም መግለፂ መደመር ወለዶ እዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መራሕቲ ሃገር ብተግባርን ብኣተሓሳስባን ምምራሕ ምኽኣሎም መግለፂ መደመር ወለዶ እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ላዕለዋይ ሓለፍነት ስራሕ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ብሓባር ንምክልኻል ቆራፅ እያ – ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ንምክልኻል ዝግበሩ ምትሕብባር ንምጥንኻር ቆሪፅ እያ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣሕመድ ናስር ኣል ራይዚ ዘትዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንተርፖል ዶብ ሰገር ገበናት ንምውጋእ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምትሕብባር ክሰርሕ እዩ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ንምውጋእ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምትሕብባር ክሰርሕ እየ ኢሉ፡፡ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ምስ ፕሬዚዳንት ኢንተርፖል ኣሕመድ ናስር ኣል ራይዚ ዘትዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ 350 ሚሊየን ዶላር ልቓሕ ስምምዕነት ኣፅዲቑ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢኣብ መንጎ ፌዴራላዊ ዲሞክራስያዊ ሪፓብሊክ ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓትን÷ ካልኣይ ዘላቒን ኩለመዳያዊን ፖሊሲ ልምዓት ኢኮኖሚ ዝተገበረ ልቓሕ ኣዋጅ ስምምዕነት መርሚሩ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። 6ይ ቤት ምኽሪ…
ስፓርት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣ.ማ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፋ mizan mekonen Jul 4, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚቴ ውድድርን ስነ ስርዓት ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ብፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ውሳነ መሰረት ኣብ ካለባት ሲዳማ ቡና፣ መቻልን ሃዋሳ ከተማን ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። ሰለስቲኤን ክለባት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ…