Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዘርባጃን ከተማ ባኩ ዝገበርናዮም ዑደት ንልምዓት ከተማታትና ዓብዩ ተመክሮ ዝረኸብናሉ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣብ ጎና ጎኒ መድረኽ ከተማታት ዓለም ኣብ ኣዘርባጃን ከተማ ባኩ ዝገበርናዮ ዑደት፣ ንልምዓት ከተማታትና ዓብዪ ተመክሮ ዝረኸብናሉ እዩ ኢለን። ኣብቲ መድረኽ እናተሳተፈ ዝርኸብ ጉጅለ…

ሓበሬታ ጥንኹር ሃገረ መንግስቲ ዝህነፀሉ ቁልፊ ናይ ልኡላውነት ዓንዲ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሓበሬታ ጥንኹር ሃገረ መንግስቲ ዝህነፀሉ ቁልፊ ናይ ልኡላውነት ዓንዲን ስትራተጂካዊ ሃፍቲ ናይዚ ዘመንን እዩ ኢሎም፡፡ "ልኡላውነት ሓበሬታ ንናፅነት ፖሊሲ" ብዝብል መሪሐ ሓሳብ ኢትዮጵያ ኣብ…

ቃላይ ሃሮማያ ዳግማይ ምውላድ ፍረ ሓምላይ ኣሰር እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዳግማይ ምውላድ ቃላይ ሃሮማያ ሓደ ካብ ፍረታት ሓምለዋይ ኣሰር እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፣ ሓምለዋይ ኣሰርን…

መዓልቲ ሙዚየም ዓለም ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዓልቲ ሙዚየም “ሙዚየማት ዝተኸፋፈለት ዓለም የወሃህድ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መዘከርታ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ፡፡ ብብርኪ ዓለም ንመበል 49 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 24 ግዘ እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ሙዚየም ዓለም በዓል…

ጉዕዞ ብልፅግና ከተማና ዝዕቀን ዘይተጠቐምናዮም ሃፍቲታት ናብ ማእኸላት ልምዓት ብምቕያር እዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ጉዕዞ ብልፅግና ከተማና ዝልካዕ ዘይተጠቐምናዮም ሃፍቲታት ናብ ማእኸላት ልምዓት ብምቕያር እዩ ኢለን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ‘ገላን ጉራ ኣሰር ብልፅግና!’…

መራሒ መንግስቲ ጀርመን ኢራን ናብ ድርድር ክትምለስ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መራሒ መንግስቲ ጀርመን ፍሬድሪክ ሜርዝ ኢራን ብቕልጡፍ ናብ ድርድር ዘተ ክትምለስ ኣለዋ ኢሎም፡፡ ፍሬድሪክ ሜርዝ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብስልኪ ከምዝተዛተዩ ብምሕባር፤ ኣብ ዘትኦም ኢራን ናብ ድርድር ክትምለስ ከምዘለዋ…

ቻይና ካብ ኣሜሪካ ነዳዲ ክትገዝእ ተሰማሚዓ – ዶናልድ ትራምፕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዶናልድ ትራምፕ፣ ቻይና ካብ ኣሜሪካ ነዳዲ ክትገዝእን መሻርኽቲ ንግዲ ክትከውንን ተስማዕሚዓ ኢሎም። እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ታሪኻዊ ዑደት ኣብ ቤጂንግን ምስ ቻይናዊ መዘንኦም ሺ ጂንፒንግ ዕዉት ርክብ ክብሉ ዝገለፅዎ ዘተ…

ጭቡጥ ውፅኢት ዝተመዝገበሉ ምቁፅፃር ትምባኾ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ምቁፅፃር ትምባኾ ዝጭበጥ ውፅኢት ኣመዝጊባ ኢሉ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ። ዓለም ለኸ መዓልቲ ናፃ ትኪ ትምባኾ ኣብ ዓለም ንመበል 39 ግዚኡ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል 34 ግዚኡ “ናብ ወልፊ ኒኮቲንን…

ወለዶ ዘሳግር ማእከል ዕብየት ኢኮኖሚ – ኣፍራዩ ኢንዱስትሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ዓውዲ ኣፍራዩ ኢንዳስትሪ ኢኮኖሚ መሓውር ሃገርና ኣብ ምቕያር፣ መነባብሮ ዜጋታት ኣብ ምምሕያሽን ዘላቒ ልምዓት ኣብ ምርግጋፅን መተካእታ ዘይብሉ ግደ ይፃወት ኣሎ። መደመር መንግስቲ ኣብዚ ዓውዲ ዓብዪ ዓቕሚ…

ተዓዋቲት ወርቂ ዋንጫ ፕሪምየር ሊግ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣርሰናል ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 38 ፀወታታት ሓንቲ ፀወታ ከይተሳዕረት ተዓዋቲት ወርቂ ዋንጫ ምኳን ዝኽኣለት እንኮ ክለብ እያ። ሰሜናዊት ክለብ ለንደን"ዘ ኢንቪንስብል" (ዘይስኮኑ) ብዝብል ዝፍለጥ ብድሙቕ ታሪክ ዝፀሓፈ ቅድሚ 22…