ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኬባ ጉጅለ ተዳራዳሪ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ጀኔቫ ምክያድ ጀሚሩ mizan mekonen Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓምሻይ ኣኼባ ኣባላት ጉጅለ ስራሕ ተዳራዳሪ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ መራሒ ጉጅለ ዋና ተደራዳሪ ኢትዮጵያን ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ምስ ስዑድ ዓረብ ከምትሰርሕ ገሊፃ mizan mekonen Mar 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ኣዲስ ኣበባን ሪያድን ዝካየድ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ንምክልኻል ምስ ስዑድ ዓረብ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ መዓድናት ገይፃ መይፂ ዝርከብ እቶትክብ ንምባል ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መረዳእታ መዓድናት ገይፃ መይፂ ብምፅናዕንብምዝማንን ካብቲ ዓውዲ ዝርከብ እቶት ክብ ንምባል ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር መዓድን ገሊፁ፡፡ ሚኒስቴር መዓድንን ኢንስቲትዩት ልምዓት ኢንዱስትሪ መዓድንን÷ቁልፊ ፀገማት መፅናዕትን ዘበናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ማሕበረሰብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘለው ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም mizan mekonen Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባላት ኣመራርሓ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ፣ ምሁራንን ሰራሕተኛታትን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ዘተዋዊሮም ተዓዚቦም፡፡ ተተካኢ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ሳሙኤል ክፍለን(ዶ/ር) ሓዊሱ ምክትል ፕሬዚዳንት፣ ዲናት…
ቢዝነስ ጉዳይ ህልውና ዝኾነ መማራፂ ወደብ ናይ ምስፋሕ ፃዕሪ ንክጠናኸር ተሓቲቱ mizan mekonen Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅልጡፍ ምዕባለ ኣብ ምርኣይ ንዝርከብ ኣታዊን ወፃኢን ንግዲ ንምስላጥ መማረፂ ወደብ ምስፋሕ ጉዳይ ህልውና ምዃኑ ማሕበራት ሰብ ሃፍቲን ገናሕቲ ከቢድ መኪናን ገሊፆም፡፡ መብዛሕቲኡ ናይታ ሃገር ኣታዊን ወፃእን ንግዲ ብወደብ ጅቡቲ ፅግዕተኛ…
Uncategorized ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ኣሎ mizan mekonen Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደጋ መገዲ ትራፊክ ንምክልኻል ኣብ ግልጋሎት ህዝብን ፅዕነትን ዝተዋፈሩ ኣሽከርከርቲ ብቕዓቶም ንምልካዕ ምድላዋት ይግበር ከምዘሎ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ከምኡውን ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ኣባላት ሰራዊት ዓቀብቲ ሰላም የምርቕ ኣሎ mizan mekonen Mar 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ÷ ንልእኽቶ ምኽባር ሰላም ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ዓቀብቲ ሰላም የምርቕ ኣሎ፡፡ እቶም ተመረቕቲ፥ ኣባላት ሰራዊት ኣኽበርቲ ሰላም ሞተራይዝድ ሻለቓታት 20ን 21ን እዮም፡፡ ሓላፊ ህንፀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልኻል ታንዛንያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም mizan mekonen Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልኻል ታንዛንያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብ ዑደቶም÷ ናይቲ ትካል ማእኸል ልምዓት ክእለት፣ ብርእሰ ዓቕሚ ዝለምዑ ኣገልግሎታት ሓበሬታን ኮሙኒኬሽንን ከምኡ እውን ካልኦት ግልጋሎት ፍርያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንምርግጋፅ ኩለ መዳይ ስራሕቲ ትሰርሕ ኣላ- ኣይተ መሓመድ እንድሪስ mizan mekonen Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንምርግጋፅን ብምሕዝነት ዝተጣየሸ ልምዓት ንምጉልባትን ኩለ መዳይ ስራሕቲ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እንድሪስ ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣኒል ኩማር ኣብ ኣተገባብራ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ክዝትዩ እዩም mizan mekonen Mar 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ሩሲያን ዩክሬንን ፅባሕ ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ከምዝዛተዩ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብዚ ሰሙን ብዙሓት ስራሕቲ ምስርሖም ብምሕባር÷ ብዛዕባ ደዉ ምባል ተዂሲ ሓደ…