ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ቤት ምኽሪ ሲቪል ማሕበረሰብ ተዛትዩ mizan mekonen May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ምስ ሓበራዊ ኮሚቴ ቴክኒካል ቤት ምኽሪ ትካል ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያ ዘተ ኣካይዱ። ኣብቲ ዘተ ግደ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ እቲ ጉባኤ ንምጥንኻር ዘኽእል ሃገር ለኸ መውሀቢ ግንዛበ ዕላዊ ኮይኑ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሎሚ ሓርበኝነት ሃገር ካብ ድኽነትን ድሕረትን ምንጋፍ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ናይ ሎሚ ሓርበኝነት ሃገር ካብ ድኽነት፣ ድሕረትን ተፀባይነትን ምንጋፍ እዩ ኢለን፡፡ እተን ከንቲባ ብምኽንያት መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛታት ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ሓርበኛታት ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 85 በዓል ሓርበኛታት ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ ምሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ክቐርብ እዩ፡- እንኳዕ ንመበል 85 በዓል ጀጋኑ ሓርበኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓርበኝነት ብመንገዲ ፍልጠት ምምራሕ እዩ- ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 27፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓርበኝነት ብመንገዲ ፍልጠት ምምራሕ እዩ ኢሎም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸብሉ መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓወልቲ ዝኽሪ ኣራት ኪሎ ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛነታት ይኽበር ኣሎ mizan mekonen May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓወልቲ ኣራት ኪሎ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ሓርበኛታት ጀጋኑ ጥንታዊት ኢትዮጵያ፣ ስድራ ሓርበኛታት፣ ሰበስልጣን መንግስቲ፣ ካልኦትን ተረኺቦም። ካብዚ ብተወሳኺ ብዙሓት ነበርቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ቴክኒክን ሞያን ተተካእቲ ፍርያት ብምፍራይ መፍትሒ ይኾና ኣለዋ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen May 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ትካላት ቴክኒክን ሞያን ካብ ወፃኢ ዝኣትው ፍርያታት ብምፍራይ መፍትሒ ይኾና ኣለዋ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። መበል 16 ከተማ ለኸ ቅነ ቴክኒክን ሞያን “ቴክኖሎጂ ልህቀት ሃገር ንሃገራዊ ብልፅግና” ብዝብል መሪሕ…
ቢዝነስ 103 ሓደሽቲ ከተማታት ገጠርን መንደራትን ተረባሕቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይነን mizan mekonen May 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2018 ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 103 ሓደሽቲ ከተማታት ገጠርን መንደራትን ተረባሕቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ተረባሕቲ ኮይነን ኢሉ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ…
ስፓርት ኤቨርተን ምስ ማንቼስተር ሲቲ… mizan mekonen May 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 35 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜድኣ ወፃኢ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኤቨርተን ክትገጥም ኢያ። ሎሚ ምሸት ሓዊሱ ክልተ ፀወታታት ኣብ ኢዳ ተሪፍዋ ዘላ ማንቼስተር ሲቲ ምሰ ኣርሰናል ዘጋጠማ ናይ 6 ነጥቢ ፍልልይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ምስ 53 ሃገራት ኣፍሪካ እትገብሮ ዕድጊት ንግዲ ካብ ቀረፅ ናፃ ክትገብር እያ mizan mekonen Apr 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቻይና ዲፕሎማስያዊ መሻርኽተይ ምስ ዝበለቶም 53 ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ዕድጊት ንግዲ ካብ ቀረፅ ናፃ ክትገብር እያ። ቻይና ቅድሚ ሕዚ ኣብ ዕብየት ዝርከባ 33 ሃገራት ካብ ቀረፅ ናፃ ዝኾነ ፖሊሲ ንግዲ ኣተግቢራ ዝነበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ mizan mekonen Apr 30, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምልክት እጃም ህንፀት ሃገርን ኩርዓት ብሄራዊ ካብ ምዃን ብዝሓለፈ ልህቀት ኣቪየሽን ኣፍሪካን እዩ ኢሎም ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ፡፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 80 ዓመት ምምስራቱ ኣመልኪቱ ምሰ ዓማዊልን…