Fana: At a Speed of Life!

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ምትሕብባር ክጠናኸር ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሃገራት ደቡባዊ ዓለም ንሓበራዊ ዕብየት ምትሕብባሮም ከጠናኽሩ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ሓቲቶም፡፡ ኣብ ብራዚል ሪዮ ዲ ጄኔሮ ክካየድ ዝፀንሐ ኣኼባ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ተዛዚሙ፡፡ እቶም ሚኒስተር ኣብቲ ኣኼባ…

ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሜራትን ኣብ ምፍራይ ተምሪ ብሓባር ንክሰርሓ ተሰማሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ሕቡራት ዓረብ ኢሜራትን ኣብ ምፍራይ ተምሪ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲመን፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኢንተርናሽናል ከሊፋ ቴምር አዋርድን ሕርሻ ኢኖቬሽንን ኣብዱላሃብ ዘይድ (ዶ/ር)…

ቅልጡፍ ፕሮጀክት ጂኦፊዚካል መፅናዕቲ ሃፍቲ ማይ ከርሰ ምድሪ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝተዋደደ ምምሕዳር ሃፍቲ ማይ ውፅኢታዊ ንምግባር ዘኽእል ቅልጡፍ ፕሮጀክት ጂኦፊዚካል መፅናዕቲ ሃፍቲ ማይ ከርሰ ምድሪ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ን5 ዓመታት ተግባራዊ ዝግበር ፕሮጀክት ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ መንግስቲ ዴንማርክ ብምትሕብባር ዕላዊ…

ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣትሌታት ፖሊስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል ሓምሻይ ውድድር ፖሊስ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣፍሪካ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቀዳማይን ሳልሳይን ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ እቲ ውድድር ውድድር ብደቂ ተባዕቲዮ…

ቭላድሚር ፑቲን መዓልቲ ዓወት ሩሲያ ኣመልኪቶም ግዝያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኣዊጆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን መዓልቲ ዓወት ሩሲያ ኣመልኪቶም ግዝያዊ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኣዊጆም፡፡ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ንሰለስተ መዓልቲ ዝፀንሕ መዓልቲ ዓወት ሩሲያ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ምእዋጆም ተሓቢሩ፡፡ ፕሬዚዳንት…

መንግስቲ ኣብ ፈጠራን ክእለትን ፍሉይ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ኣብ ፈጠራን ክእለትን ፍሉይ ጠመተ ሂቡ እናሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ትምህርቲ፣ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ከምኡ እውን ሚኒስተራት ስራሕን ክእለትን ምስ ኣፍሪካ ብሬይንስ ብምትሕብባበር ዘሰናድእዎ…

ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ኢኮኖሚያዊ ጉባኤ ኣፍሪካ-ኢራን ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ቴህራን እናተኻየደ ዝርካብ 3ይ ኢኮኖሚያዊ ጉባኤ ምትሕብባር ኣፍሪካ-ኢራንን ኣብ ዓለም ለኸ ኤክስፖን ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ጉባኤ ብቐንዲ ኣብ ሞንጎ ኢራንን ኣፍሪካን ዘሎ ኢንዱስትሪ፣ ንግድን የኢቨስትመንትን ምትእስሳር ንምጥንኻር…

ኢፕስዊች ታውን ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ወሪዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢፕስዊች ታውን ሳውዛምፕተንን ሌስተር ሲቲን ስዒባ ናብ ሻምፒዮን ሺፕ ምውራዳ ተረገጊፁ፡፡ ሎሚ ዝተካየደ መበል 34 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኢፕስዊች ታውን ብኒውካስል ዩናይትድ 3 ን 0 ተሳዒራ ካብቲ ሊግ ወሪዳ፡፡…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ጀርመን ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣዲዳስ ኣዲዜሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብ ውድድር 5 ኪሎ ሜትር ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መዲና ኢሳ ቀዳማይቲ ብምዃን እንትትዕወት ብደቂ ተባዕትዮ ድማ ዮሚፍ ቀጀልቻ ቀዳማይ ብምውፃእ ተዓወትቲ…

ብደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትር መሰናክል ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ብደቂ ተባዕትዮ 3 ሺሕ ሜትር ጉያ መሰናክል ውድድር ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ተዓዊቱ፡፡ ኣብ ውድድር ቻይና ዢያሚንግ አትሌት ሳሙኤል ብ 8:05.61 ብምእታው ናይቲ ቦታ ክብረወሰንን ናይዚ ዓመት ርሕቐት ቅልጣፈን ብምምዝጋብ ብልዑል…