Fana: At a Speed of Life!

ስነ-ስርዓት ሶላት ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 1ሺሕን 447 ስነ-ስርዓት ሶላት ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀትን ተኸቢሩ ተዛዚሙ ኢሉ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ። እቲ መምርሒ ከምዘፍለጦ፤ ስነ-ስርዓት ሶላት ብዓወት ንኽዛዘም ኣካላት ፀጥታ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣሕሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ን መበል 1ሺሕን 447በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ ንኹሎም ተኸታተልቲ እምነት እስልምና…

በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ዒድ ብዓብዪ ድምቀት ተኻይዱ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ዒድ ብዓብዪ ድምቀት ተካይዱ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፤ እቲ መርሃ ግብሪ ብዓወት ክዛዘም…

ዓውዲ ፋይናንስ ጥዑይ፣ ዝተረጋግዐን ደሕንነቱ ዝሓለወን ኮይኑ ይንቀሳቀስ ኣሎ – ብሄራዊ ባንክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዓውዲ ፋይናንስ ጥዑይ፣ ዝተረጋግዐን ደሕንነቱ ዝሓለወን ምኳኑ ተገምጊሙ ኢሉ ብሄራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፡፡ እቲ ባንኪ ኣብ ስርዓት ፋይናንስ ንምርግጋፅ ብዝተውሃቦ ሓላፍነት መሰረት ሓምለ 2016 ክሳብ…

ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ደረቕ ወደብ እንዶዴ ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘለዎ ርኡይ ለውጢ የምፅእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ደረቕ ወደብ እንዶዴ ኮንቲነራት ናይ ምትንጋድ ዓቕሚ ብምዕባይ ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘለዎ ርኡይ ለውጢ የምፅእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣብ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ደረቕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ዘትዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ መዘሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልተኣዊ…

ኢትዮጵያ ብዙሓት ሃይማኖታት ዘለዋ ሃገር እያ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ መራሕቲ ሃይማኖትን መራሕቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያን ዘተ ኣካይደን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ “ትካላት ሃይማኖት…

ዘካ እስላማዊ መፍትሒ ኢኮኖሚ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ማሕበረሰብ ሙስሊም ዘካ እስላማዊ ግዴታ ንምፍፃምን ብደረጃ ሃገር ኢኮኖሚያዊ ረብሓታቱ ንምዕዋትን ፋንድ ዘካ ክጣየሽ ይግባእ ኢሎም ምሁራት ኢኮኖሚ እስልምና። ሓደ ካብ ሓሙሽተ እምነታት እስልምና መሰረት ዝኾነ ዘካ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዞባ ጋሞ ብዝተፈጠረ ምግህማስ መሬት ብዝበፅሐ ጉድኣት ሓዘነን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ብዝተፈጠረ ምግህማስ መሬት ዝበፅሐ ጉድኣት ሓዘነን ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ወደባት ነዳዲ ዝፀዓና መርከባት ሩስያ ዝተነበረ ማዕቀብ ብግዚያዊነት ኣልዒላ። ምምሕዳር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ከምዘፍለጦ፤ ውሳነ ኣሜሪካን እስራኤልን ምስ ኢራን ዝኣተውዎ ኩነታት ዋጋ ነዳዲ ንምርግጋዕ…