ሰራዊት ምክልኻል ብዘመዝገቦ ዓወታት ከይተኹራዕረዐ ንዝበለፀ ልእኽቶ ዓርሱ ከዳልው ይግባእ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ዓለም ለኻዊ፣ ኣህጉራዊ ፣ዞባዊን ሃገራዊን ጉዳያት ንላዕለዎት ኣመራርሓታት ሓይልታት ምክልኻል መብርሂ ሂቦም፡፡
ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብታ ሃገር ዝመፀ ለውጢ ስዒቡ ዝተመዝገቡ…