ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይናን ህንድን ተቋሪፁ ዝፀንሐ በረራ ኣውሮፕላን ክጅምራ እየን mizan mekonen Aug 13, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መንጎ ቻይናን ህንድን ንሓሙሽተ ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ቀጥታዊ በረራ ኣውሮፕላን ናብ ዝተፈላለዩ መብፅሒ ቦታታት ክጅመር እየን፡፡ እቲ ውሳነ ኣብ ዓለምና ብዙሕ ህዝቢ ዘለወን ቻይናን ህንድን ዲፕሎማስያዊ ርክብን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ናውቲ ሕክምና ደገፍ ተገይሩ mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋውንዴሽን ሄኖክ ኣርጋው ልዕሊ 50 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ዝተፈላለዩ ናውቲ ሕክምናን እታወታትን ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ደገፍ ገይሩ። ነቲ ደገፍ ዝተረከባ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፤ ካብ ዲያስፖራ ክሳብ ውሽጢ ዓዲ ዘለዎም ፀጋታቶም…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ድሕሪ 100 ዓመት ናብ ዕዳጋ ስቶክ ዝተመለሰትሉ mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ)ኢትዮጵያ ድሕሪ 100 ዓመት ናብ ዓለም ለኸ ዕዳጋ ስቶክ ተመሊሳ ኢሉ ሆልዲንግስ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ። እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍራዪ ወርቂ ዝተዋፈረ "ኣኮቦ ማዕድናት ኩባንያ" 7 ነጥቢ 4 ሚኢታዊ ብፅሒት ብምዕዳግ ፈላማይ ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 308 ቢሊየን ብር ዕድጊት ብስርዓት ኤሌክትሮኒክ … mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 308 ቢሊየን ብር ዕድጊት ብስርዓት ኤሌክትሮኒክ ተፈፂሙ ኢሉ በዓል መዚ ንብረትን እድጊትን መንግስቲ ፌዴራል፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ መሰረት መስቀሌ ከምዝበልኦ ኣብቲ በጀት ዓመት ካብ ስርዓት ዕድጊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጥቓ ቢሾፍቱ ዝህነፅ መዕርፎ ነፈርቲ ምንቅስቃስ ፋይናንስ ሰነድ ውክልና ተፈሪሙ mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ብባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኣብ ጥቓ ቢሾፍቱ ዝህነፅ ፕሮጀክት መዕርፎ ነፈርቲ ፋይንስ ምንቅስቃሳት ብምምችቻው ሰነድ ውክልና ተፈሪሙ፡፡ ኣብቲ ስነ ሰርዓት ፊርማ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፣ ኣቦ ወንበር ቦርድ ግሩፕ መገዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ ትገብሮ ፃዕሪ ይድግፍ – ቱርክሜኒስታን mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቱርክሜኒስታን፥ ኢትዮጵያ በሪ ባሕሪ ንምርካብ ትገብሮ ፃዕሪ ይድግፍ ኢየ ኢላ፡፡ ተቐማጥነቶም ኣብ ፓኪስታን ብምግባር ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርከሜኒስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ራሺድ ሜሬዶቭ ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ጉምሩክ ብስነ ምግባሩ ዝነኣድ ኣገልጋሊ ንምፍጣር ይሰርሕ ኣሎ mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኮሚሽነር ጉምሩክ ደበሌ ቃነታ ብስነ ምግባሩ ዝነኣድ ኣገልጋሊ ሓይሊ ሰብ ንምፍጣር ዘካይዶ ፃዕሪ ቀፂሉ ኢሎም፡፡ ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ ኩሉም ክፋላት እታ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 3 ሽሕ 300 ዝኾኑ ሓደሽቲ ሰልጠንቲ ሰራሕተኛታት ስነ-ስርዓት…
ቢዝነስ 9 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝተመሓየሹ ዓሌታት ደቀቕቲ ዓሳ… mizan mekonen Aug 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 9 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዝተመሓየሹ ዓሌታት ዓሳ ተከፋፊሉ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። ሚኒስትር ዲኤታ ልምዓት ሃፍቲ ዓሳን እንስሳትን ፍቕሩ ረጋሳ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘላቒ ሰላም ዝረጋገፅ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር እንትሰርሑ እዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ mizan mekonen Aug 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዘላቒ ሰላም ዝረጋገፅ ኣካላት ሓይልታት ፀጥታ ሓዊሱ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ብሓባር እንትሰርሑ እዩ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። ሚኒስትሪ ሰላም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዝረኣዩ ፀገማት ናብ ጎንፂ ከይዓቢ ንምትራፍ ዝዓለመ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደርን ገምገም ሩባን ኣዲስ ኣበባ ምብራኽ ዘመን ዘብስሩ እዮም – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Aug 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ልምዓት ኮሪደርን ገምገም ሩባን ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ምዕራፍ ታሪክ ዝኸፈቱ፣ ደረጅኡ ዝሓለወ ወጋሕታን ምብራኽ ሓዱሽ ዘመን ዘብስሩ እዮም ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ኣብ…