ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሕርሻ ብምዝማን ፍርያትን ምህርቲን ንምዕባይ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሕርሻ ብምዝማን ፍርያትን ምህርቲን ንምዕባይ ዘኽእሉ ተግባራት እናተካየዱ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ሳልሳይ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ቤት ፅሕፈት እቲ ክልል ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 316 ተረባሕቲ ማእኸላት ተስፋ ብርሃን ናብ ሰራሕ ፈጣርነት ተሰጋጊሮም mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 316 ደቂ ኣንስትዮ ተረባሕቲ ማእኸላት ተስፋ ብርሃን ደገፍ ተገይሩለን ኣብ ዝተፈላለዩ ሞያዊ ዓውድታት ክጣየሽ ተገይሩ፡፡ እተን ተረባሕቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ሙያዊ ዓውድታት ንክዋፈራ ዘኽእል ስልጠናን ስራሕ ዝደልያሉ መሳርሒታትን ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣውሶም ትሳተፍ ኣላ mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ እናተካየደ ዝርከብ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣውሶም ልእክቶ ምርግጋዕን ደገፍን ሶማሊያ ሕብረት ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ ሚኒስተር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)ን ካልኦት ሓለፍ ስራሕ ምርካቦም ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣባላት ሰራዊት ሰላም ስልጠና ተግባርን ንድፊ ሓሳብን ተጀሚሩ mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 4ይ ኮርስ ሓዱሽ ምልምል ኣባላት ሰራዊት ሰላም ስልጠና ተግባርን ንድፊ ሓሳብን ኣብ ኩሎም ክፍለ ከተማታት ተጀሚሩ፡፡ እቲ ስልጠና ብኣካል፣ ብንድፊ ሓሳብን ብተግብርን ዝበቕዑ ሓደሽ ኣባላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮምን ቪዛን ተበፃሕነት ዲጂታል ፋይናንስ ንምጥንኻር ዘትዮም mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ 2017(ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፋፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቪዛ ኢንክ ደቡብን ምብራቕን ኣፍሪካ ሚካኤል በርነር ዘትየን፡፡ ኣብ ዘትኦም ብብርኪ ዓለም ግልጋሎት ዲጂታል ፋይናንስ ሓድሽ ዕድላት ምትሕብባር ክድህስሱ ዝኽእሉ ጉዳያት እዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥንኹር ትካል ንምህናፅ ፍትሓዊ ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ ምርግጋፅ ይግባእ – ወ/ሮ ሎሚ በዶ mizan mekonen Apr 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጥንኹር ትካል ንምህናፅ ተሳትፎን ፍትሓዊ ተረባሕነትን ደቂ ኣንስትዮ ምርግጋፅ ከምዝግባእ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ላዕለወይቲ ሓላዊት ኮከስ ደቂ ኣንስትዮን ወ/ሮ ሎሚ በዶ ገሊፀን፡፡ ኣካላት ፈፀምቲ ስራሕ ኮከስ ተመረፅቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካሜሩን ንዝጓዓዙ ሓጀጅቲ ግልጋሎት በረራ ንምሃብ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ mizan mekonen Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካሜሩን ንዝጓዓዙ ሓጀጅቲ ከምኡ እውን ናብ ያውንዴን ዱዋላ ዝገብሮ ሰሩዕ ግልጋሎት በረራ ንምሃብ ቆራፅ ምዃኑ ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ምምሕዳር ግዝኣት ካሜሩንን ፕሬዚዳንት ሓጅ ኮሚቴ ፖል ኣታንጋ ንጂን ምስ ልኡኾም ብምዃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ mizan mekonen Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መልህቕ ሰብሃፍቲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ክገብሩ ፃውዒት ቐሪቡ፡፡ ቤት ምኽሪ ንግድን ኢንዳስትሪን ስያልኮት ፓኪስታን ኣብ ዘዳለዎ ቢዝነስ ፎረም ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ…
ስፓርት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ ማራቶን ለንደን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ mizan mekonen Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ኣብ እዋን ልምምድ ብዘጋጠሞ መጉዳእቲ ኣብ ማራቶን ለንደን ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ። ብጉያ ህይወቱ ብብርኪ ዓለም ንዝድግፍዎን ንዘተባብዕዎን ደገፍቱ ምስጋና ዘቕረበን ዘመስገነ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ÷ኣብዚ ሕዚ እዋን ካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ብዝወሰደቶ መጥቃዕቲ ኣየር ልዕሊ 500 ዓመፅቲ ሁቲ ምቕታሎም ተገሊፁ mizan mekonen Apr 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ የመን ዝንቀሳቐሱ ዓመፅቲ ሁቲ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣየር ልዕሊ 500 ተዋጋእቲን ኣዘዝቲን ሓዊሱ ምቕታሎም ተገሊፁ፡፡ ማእኸል ኢንፎርሜሽን ሰንዓ ሓቢሩ ዓል ዓረብያ ከምዝፀብፀቦ÷ ሓይሊ ኣየር ኣሜሪካ ንሰሙናት ኣብ ልዕሊ ዓመፅቲ…