ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ መትከል ሓባራዊ ረብሓ ዝተመስረተ እዩ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ መትከል ሓባራዊ ረብሓ ዝተመስረተ እዩ ኢሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ሚኒስትር ምስ ኣቦ ወንበር ፓርላማ ቱርክሜኒስታን (ሜጅሊስ) ዱንያጎዘል ጉልማኖቫ ኣብ ጉዳይ ምትሕብባር በሪ…