ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ብሄራዊ ሰላምን ደሕንነትን ጠመተ ዝገበረ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ምርምርን ልምዓት ስራሕን ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብዘተማልአ መልክዑ ተግባራዊ ንምግባር ብሄራዊ ድሕንነትን ኮንፈረንስን ምርምር ዓውደ መፅናዕቲ ይካየድ ኣሎ። እቲ ዓውደ መፅናዕቲ "ኣብ ጉዳያት ደሕንነትን ስትራቴጂን ዝሰልጠኑ ብቁዕ ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዲጂታላዊ ዝውውር ገንዘብ 12 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር በፂሑ mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዲጂታል ዝውውር ገንዘብ 12 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር በፂሑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ኣብ ዝሃብዎ መብራህርሂ÷ ኣብዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን መገዲ 175 ሺሕ ኪሎሜትሮ ከምዝበፅሐ ገሊፆም mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 ዓ.ም(ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ሽፋን መገዲ 175 ሺሕ ኪሎሜትሮ ከምዝበፅሐ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ፥ 1 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር ዝሓቱ 300 ፕሮጀክትታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ከይምረቕ ዘኽእል ነገር የለን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤምሲ) ብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕዚ እዋን ከይምረቕ ዘኽእል ነገር የለን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መንግስቲ ኣፈፃፅማ ትልሚ 2017 ኣመልኪቶም ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝተልዓሉ ሕቶታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከፈልቲ ግብሪ ብእምነት ግብሪ ምኽፋል እንተዘይክኢሎም ሃገር የለን ማለት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ሎሚ ዘበን 900 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መብርሂኦም፥ ሓፈሻዊ ወፃኢ ኢትዮጵያ ድማ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 92 ቢሊየን ብር ዕዳ ከምዝኸፈለት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ገሊፆም mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 92 ቢሊየን ብር ዕዳ ከምዝኸፈለት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 13 ሓደሽቲ ኣውሮፕላናት ዓዲጉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ሰርቪስ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እዚ ዓውዲ ቱሪዝም፣ ትራንስፖርት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ዘበን 23 ሚሊየን ኢትዮጵያዊያን ካብ ሴፍቲኔት ወፂኦም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) mizan mekonen Jul 3, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ይህቡ ኣለዉ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምላሾም ኣብ መፈለምታ እዚ ዓመት ናይ ኢትዮጵያ ናይ ምብራኽ እዋን ምዃኑ ምግላፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመሰረተ ልምዓት ቴክኖሎጂ ካፒታል ዕዳጋ ንምፍጣር ደገፍ ገይሩ mizan mekonen Jul 2, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመሰረተ ልምዓት ቴክኖሎጂ ካፒታል ዕዳጋ ንምፍጣር ዝውዕል 400 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣፅዲቁ፡፡ እቲ ደገፍ ብባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዝመሓደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት ወፃኢ ኣዋጅ በዓል ዋና ዘይንቀሳቀስ መንበሪ ገዛ ናይ ምዃን መሰል ኣፅዲቁ mizan mekonen Jul 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ዜጋታት ወፃኢ ኣዋጅበዓል ዋና ዘይንቀሳቀስ መንበሪ ገዛ ናይ ምዃን መሰል ኣፅዲቁ፡፡ ነቲ ኣዋጅ ብዝምልከት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርህን ተዋሂቡ። መሬት ናይ መንግስቲን ህዝብ ከም ምዃኑ…