ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብልፅግና ኢትዮጵያ ካብ ዘረጋግፁ ወሰንቲ ተግባራት ሓምለዋይ ኣሰር ቀንዲ እዩ mizan mekonen Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብልፅግና ኢትዮጵያ ካብ ዘረጋግፁ ወሰንቲ ተግባራት ውሽጢ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ቀንዲ እዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ፡፡ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክፍለ ከተማ እንጦጦ መነ ኣቢቹ ወረዳ ኣካኮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ንኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ ይኸፍት ኣሎ mizan mekonen Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሓምለዋይ ኣሰር ንኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራፍ ይኸፍት ኣሎ ኢሎም ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልሲ ብምትካል ኣብ ዝካየድ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ 517 ነጥብ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ mizan mekonen Jul 31, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ 700 ሚሊየን ፈልስታት ናይ ምትካል መርሃ ግብሪ ይካየድ ኣሎ። ካብ ንጎሆ ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ 517 ነጥብ 3 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሉ። 21 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሰባት ኣብቲ መርሃ ግብሪ ተሳቲፎም። ክሳብ ሕዚ 74 ሚኢታዊ ትልሚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሩሲያ ምንቅጥቃጥ መሬት ስዒቡ ዝበፅሐ ሱናሚ ዘስዐቦ ስግኣት… mizan mekonen Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሩስያ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ስዒቡ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ከቢድ ሓደጋ ስግኣት ሱናሚ ተፈጢሩሎም፡፡ ሩሲያ ኣብ ምብራቓዊ ገማገም ባሕሪ ዝበፅሐ ብሬክተር ስኬል 8 ነጥቢ 8 ዝተመዝገበ ምንቅጥቃጥ መሬት ስዒቡ ኣብ ዙርያ ውቅያኖስ ፓስፊክ…
ስፓርት ባየር ሙኒክ ንሉዊስ ዲያዝ ምፍራማ ዕላዊ ገይራ mizan mekonen Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባየር ሙኒክ ንኮሎምብያዊ ኣጥቃዓይ ሉዊስ ዲያዝ ምፍራማ ዕላዊ ገይራ። ሓያል ክለብ ጀርመን ባየር ሙኒክ ነዚ ወዲ 28 ዓመት ጥቃዓይ ተፃዋቲ ሊቨርፑል ብ65 ነጥቢ 5 ሚሊየን ፓውንድ ኣፈሪማቶ። እቲ ኮሎምብያዊ ተፃዋቲ ምስ ሙኒክ ን4 ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር ክካየድ እዩ mizan mekonen Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ራብዓይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ሃረር 28ን 29ን ሓምለ 2017 ዓ.ም ክካየድ እዩ፡፡ ዋና ፀሓፊ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሎቀ ትጉሃን ቀሺ ታጋይ ታደለ እቲ ጉባኤ ሰላም ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ልዕሊ 300 ሰባት ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ትልሚ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ንምስታፍ ተዳልያ እያ mizan mekonen Jul 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ 700 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ንምትካል ኣብ ዝተትሓዘ ሃገራዊ ትልሚ ንምስታፍ ድልውቲ እያ ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ። ኣብቲ መዓልቲ ፈልሲ ብምትካል ሓድነትና፣ ቆራፅነትናን ፅንዓትናን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኩባን ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዔን mizan mekonen Jul 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኩባን ኣብ ዝተፈላለዩ ቁልፊ ጉዳያት ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዔን፡፡ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ ጎና ጎኒ ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብቲ ጉባኤ ኢትዮጵያ ብስርዓት ምግቢ ዝረኸበቶ ውፅኢት ንዓለም ኣርእያ እያ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ኣብ ስርዓት ምግቢ ዘካየደቶም ተግባራትን ዝተባባዕ ውፅኢትን ንዓለም ኣርእያ እያ ኢሎም ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር። እቶም ሚኒስትር እቲ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንምኽኣል ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ዝነኣድ እዩ – ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ mizan mekonen Jul 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንምኽኣል ዝሰርሐቶም ስራሕቲ ዝነኣድ እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ዋና ፀሓፊ ብኣሳናዳኢነት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዘሎ ጉባኤ ስርዓት ምግቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…