ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተሳሊጡ mizan mekonen Jul 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝፈላለዩ ዞባታትን ከተማታትን 2017 ዓ.ም መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር “ብምትካል ምንስዕራር” ብዝብል ሓሳብ ተጀሚሩ፡፡ ሎሚ ዓመት እቲ ክልል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዙሕ ረብሓ ዝህቡ ፈልሲታታ ብምትካል ምድላዋት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ልዑል ውፅኢት ኣምፂኡ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር) mizan mekonen Jul 1, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ተግባራዊ ክኸውን ዝፀንሐ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ኣብ ዲጂታል ስርዓት ልዑል ውፅኢት ኣምፂኡ ኢሎም ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)። ኩለመዳያዊ ዕብየት ምርግጋፅ ዝከኣል ኣሰራርሓ ስርዓት ብኢኖቬሽን፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሃገራት እቲ ዞባ ብኢነርጂ መሰረተ ልምዓት ተተኣሳስር ኣላ – ሕብረት ኣፍሪካ mizan mekonen Jun 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምትእስሳር ትግበራ ዕዳጋ ኢነርጂ መሰረት ትኸውን ኣላ ኢሉ ኮሚሽን ኢነርጂን ሕብረት ኣፍሪካ። ሕብረት ኣፍሪካ “ገምጋም ኩነታት ንፅል ዕዳጋ ኢነርጂ፣ ትካላዊ ምምሕያሽ መምርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዮ- ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ mizan mekonen Jun 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤምሲ) ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዮ ኢሉ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ፡፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ማርያኖ ግሮሲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝርከብ ምስ ኣኬባ "ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025" ጎና ጎኒ ኣብ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ህይወት ዘድሕኑ ቴክኖሎጂታት ብዝበለፀ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Jun 30, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ህይወት ዘድሕኑ ቴክኖሎጂታት ንሕብረተሰብ ብዝበለፀ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም። ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ንምዕባይ ጠመተ ዝገበረ “ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025” ዓለም ለኸ መድረኽ ኣብ ኣዲስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጆርጅ ኤሎምቢ ፕሬዚዳንት ባንኪ አፍሪኤግዚም ኮይኖም mizan mekonen Jun 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካሜሩን ዜግነት ዘለዎም ጆርጅ ኤሎምቢ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኤክስፖርት ኢምፖርት (አፍሪኤግዚም) ኮይኖም ተመሪፆም፡፡ እቶም ተመረፅቲ ፕሬዚዳንት ናይቲ ባንኪ ቦርድ ዳይሬክተርን ብኣቦ ወንበርነትን ክመርሑ እዮም፡፡ ኤሎምቢ ዝተመረፁ እቲ ባንኪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሉ ብበዓል ዋንነት ዝሳተፈሉ እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ mizan mekonen Jun 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሉ ዜጋ ሃገር ንምልወጥ ብበዓል ዋንነት ዝሳተፈሉ ኣሰር ወለዶ እዩ ኢሎም፡፡ ሎሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ናይጀርያ ካሺም ሼቲማንን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣፍሪካ ዘመናዊ ድኹዒ ካብ ወፃኢ ምእታው ደው ክተብል እያ – ኣሊኮ ዳንጎቴ mizan mekonen Jun 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅሉ 40 ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ዝኣቱ ዘመናዊ ድኹዒ ደው ክተብል እያ ኢሎም በዓል ሃፍቲ ናይጀርያ ኣሊኮ ዳንጎቴ። እቶም በዓል ሃፍቲ ኣብ ናይጀርያ ከተማ ኣቡጃ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ባንኪ ኣፍሪኤክሲም ከምዝበልዎ፤ ኣፍሪካውያን ዘመናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ ፈተና ምድላዋት ተዛዚሙ mizan mekonen Jun 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ምምዛንን ፈተናን ትምህርቲ ሎሚ ዓመት 12 ክፍሊ ናይ መወዳእታ ፈተና ምድላዋት ዛዚመ ኢሉ። ምስ ፋና ዲጂታል ፃንሒት ዝገበሩ ዋና ዳይሬክተር ግልጋሎት ምምዛንን ፈተናን ትምህርቲ ኣይተ እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ከምዝገለፅዎ፤ ወረቐት እቲ ፈተና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ፕሮጀክት ገምገም ሩባ ጉለሌ ፈልሲ ተኺሎም mizan mekonen Jun 28, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ፕሮጀክት ገምገም ሩባ ጉለሌ መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣካይዶም። “ብምትካል ምንስዕራር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ናይ ሎሚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሓደ ኣከል ዝኾነ ኣብ ዝኾነ ኣብ ስነ ስርዓት…