ኢትዮጵያ ሉዓላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ስግግር ስርዓት ምግቢ ማእኸል ዝገበሩ ተግባራት ኣካይዳ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ሉዓላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ግልፂ ስትራቴጂን ፖሊሲታትን ንምሕንፃፅ ስግግር ስርዓት ምግቢ ማእኸል ዝገበሩ ተግባራት ኣካይዳ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት…