ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ክልተ ትፅቢት ዝግበሩሎም ፀዋታታት ከካይዱ እዮም mizan mekonen Apr 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 32 ሰሙን ዝካየድ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ክሪስታል ፓላስ ከምኡ እውን ኣርሰናል ምስ ብሬንትፎርድ ፀወታ ከምዘካይዱ ትፅቢት ይግበር፡፡ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 8ን ፈረቓን ዝካየድ ናይዚ ሰሙን መኽፈቲ ፀዋታ ማንቼስተር ሲቲ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢታዊ ኣኼባ ለውጢ ከባቢ ኣየር ንምክያድ ምድላዋት ይግበር ኣሎ mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካልኣይ ኣኼባ ለውጢ ከባቢያዊ ኣየር ውፅኢታዊ ብዝኾነ መልክዑ ንምክያድ ዘኽእል ምድላዋት እናገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)ን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ኣብ ዓውዲ ሜካናይዜሽን ሕርሻ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ከምትሰርሕ ገሊፃ mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ አመንቴ (ዶ/ር) ምስ ብምክትል ፕሬዚዳንት ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ብሔራዊ ማሽነሪ ቻይና ሊ ሻይዩ ዝተመርሐ ልኡኽ ቢዝነስ ዘትዮም፡፡ ኣብቲ እዋን÷ እተን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ሜካናይዜሽን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶር) ካብ ፕሬዚዳንት ታንዛኒያ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶር) ካብ ሪፐብሊክ ታንዛኒያ ፕሬዚዳንት ሳሚያ ሱሉሁ ሐሰን (ዶ/ር) ዝተለኣኸ መልእኽቲ ተቐቢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ከምዝበልዎ÷ሎሚ ንግሆ ካብቶም ፕሬዚዳንት ዝተለኣኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 3 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ገይሩ mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 3 ሚሊየን ዩሮ ደገፍ ምግባሩ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ደገፍ ኣወሃህባ ግልጋሎት ስርዓት ሕጊ ንምጥንኻርን ተበፃሕነቱ ንምስፋሕን ዝውዕል እዩ ተባሂሉ፡፡ በቲ ዝተገበረ ደገፍ ትካላት ሰቪል ማሕበራትን ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ዲፕሎማሲያዊ ርክበን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘትየን mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣባላት ጉጅለ ምሕዝነት ፓርላማ ኢትዮ- ፓኪስታን ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኢስላም አባድ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ኣባላት ጉጅለ ኣብቲ እዋን ምስ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዮም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 222 ዝተመረፁ ወረዳታት ዝርግሐ ዓሶ ንምንካይ ጠመተ ተዋሂብዎ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 10 ክልላት 222 ዝተመረፁ ወረዳታት ዝርግሐ ዓሶ ንምንካይ ዘኽእል ስራሕ እናተሰርሑ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ ኣብቲ ሚኒስቴር ጉዲሳ ኣሰፋ ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ስፓርት ሞሓመድ ሳላህ ኣብ ሊቨርፑል ዘፅንሖ ኮንትራት ፈሪሙ mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግብፃዊ ተፃዋታይ መስመር ሞሓመድ ሳላህ ኣብ ሊቨርፑል ዘፅንሖ ኮንትራት ፈሪሙ፡፡ ሞሓመድ ሳላህ ኣብ እዋን እቲ ፊርማ ብዙሕ ዓበይቲ ፅዋዓት ብሓደ ኮይንና ከምንስዕር ስለዝኣምን ፈሪመ ክብል ተዛሪቡ፡፡ ደገፍቲ ሊቨርፑል ድጋፎም ከሐይሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም mizan mekonen Apr 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ሚኒስትር ብምዃን ተሸይሞም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ካብ 3 ሚያዝያ 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣማኻሪ ጉዳያት ምስራቕ ኣፍሪካ ሚኒስትሮም ገይሮም…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መቐመጢ ወንበራት ኣውሮፕላን ንምግዛእ ስምምዕነት ከቲሙ mizan mekonen Apr 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መገዲ ዜድ-400 ዝተብሃሉ መቐመጢ ወንበራት ኣውሮፕላን ንምግዛእ ምስ ሳፍራን ዝተብሃለ ኣፍራይ ኩባንያ ናውቲ ኣውሮፕላን ስምምዕነት ምኽታሙ ገሊፁ፡፡ በቲ ስምምዕነት መሰረት እቲ ኩባንያ ንመገዲ ኣየር ሸሞንተ ኣብ ቦይንግ…