ካብ ሃገር ሓሊፉ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ- ኮሚሽነር ጄኔራል ደመላሽ ገብረሚካኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ማሕበረሰብ ዓለም ለኸ ሓበሬታ ዝምራሕን ምክልኻል ገበናት ብምስፋሕ ካብ ሃገር ሓሊፉ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ንምክልኻል ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኮሚሽነር ጄኔራል ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፡፡
መበል 20 ጉባኤ ኮሚሽነራት ፖሊስ “ሓድነት ፖሊስ…