Fana: At a Speed of Life!

ሎሚ ዘበን 23 ሚሊየን ኢትዮጵያዊያን ካብ ሴፍቲኔት ወፂኦም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ይህቡ ኣለዉ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምላሾም ኣብ መፈለምታ እዚ ዓመት ናይ ኢትዮጵያ ናይ ምብራኽ እዋን ምዃኑ ምግላፆም…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመሰረተ ልምዓት ቴክኖሎጂ ካፒታል ዕዳጋ ንምፍጣር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመሰረተ ልምዓት ቴክኖሎጂ ካፒታል ዕዳጋ ንምፍጣር ዝውዕል 400 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣፅዲቁ፡፡ እቲ ደገፍ ብባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዝመሓደር…

ዜጋታት ወፃኢ ኣዋጅ በዓል ዋና ዘይንቀሳቀስ መንበሪ ገዛ ናይ ምዃን መሰል ኣፅዲቁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ዜጋታት ወፃኢ ኣዋጅበዓል ዋና ዘይንቀሳቀስ መንበሪ ገዛ ናይ ምዃን መሰል ኣፅዲቁ፡፡ ነቲ ኣዋጅ ብዝምልከት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት ምላሽን መብርህን ተዋሂቡ። መሬት ናይ መንግስቲን ህዝብ ከም ምዃኑ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝፈላለዩ ዞባታትን ከተማታትን 2017 ዓ.ም መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር “ብምትካል ምንስዕራር” ብዝብል ሓሳብ ተጀሚሩ፡፡ ሎሚ ዓመት እቲ ክልል መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዙሕ ረብሓ ዝህቡ ፈልሲታታ ብምትካል ምድላዋት…

ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ልዑል ውፅኢት ኣምፂኡ – በለጠ ሞላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ተግባራዊ ክኸውን ዝፀንሐ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ኣብ ዲጂታል ስርዓት ልዑል ውፅኢት ኣምፂኡ ኢሎም ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር)። ኩለመዳያዊ ዕብየት ምርግጋፅ ዝከኣል ኣሰራርሓ ስርዓት ብኢኖቬሽን፣…

ኢትዮጵያ ንሃገራት እቲ ዞባ ብኢነርጂ መሰረተ ልምዓት ተተኣሳስር ኣላ – ሕብረት ኣፍሪካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ብምትእስሳር ትግበራ ዕዳጋ ኢነርጂ መሰረት ትኸውን ኣላ ኢሉ ኮሚሽን ኢነርጂን ሕብረት ኣፍሪካ። ሕብረት ኣፍሪካ “ገምጋም ኩነታት ንፅል ዕዳጋ ኢነርጂ፣ ትካላዊ ምምሕያሽ መምርሒ…

ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዮ- ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤምሲ) ንኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ዝግበር ደገፍ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዮ ኢሉ ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ፡፡፡ ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ማርያኖ ግሮሲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝርከብ ምስ ኣኬባ "ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025" ጎና ጎኒ ኣብ ማእኸል…

ኣብ ዓውዲ ጥዕና ህይወት ዘድሕኑ ቴክኖሎጂታት ብዝበለፀ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ህይወት ዘድሕኑ ቴክኖሎጂታት ንሕብረተሰብ ብዝበለፀ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም። ተበፃሕነት ሕክምና መንሽሮ ንምዕባይ ጠመተ ዝገበረ “ሬይስ ኦፍ ሆፕ 2025” ዓለም ለኸ መድረኽ ኣብ ኣዲስ…

ጆርጅ ኤሎምቢ ፕሬዚዳንት ባንኪ አፍሪኤግዚም ኮይኖም

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካሜሩን ዜግነት ዘለዎም ጆርጅ ኤሎምቢ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኤክስፖርት ኢምፖርት (አፍሪኤግዚም) ኮይኖም ተመሪፆም፡፡ ‎እቶም ተመረፅቲ ፕሬዚዳንት ናይቲ ባንኪ ቦርድ ዳይሬክተርን ብኣቦ ወንበርነትን ክመርሑ እዮም፡፡ ኤሎምቢ ዝተመረፁ እቲ ባንኪ ኣብ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሉ ብበዓል ዋንነት ዝሳተፈሉ እዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሉ ዜጋ ሃገር ንምልወጥ ብበዓል ዋንነት ዝሳተፈሉ ኣሰር ወለዶ እዩ ኢሎም፡፡ ሎሚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ናይጀርያ ካሺም ሼቲማንን…