ቢዝነስ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሃይድራባድ በረራ ጀሚሩ mizan mekonen Jun 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ሓምሻይ መዕለቢ ሃይድራባድ በረራ ኣጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ መደረ ዘስምዑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው÷ እቲ መገዲ ኣየር ሎሚ ቀጥታዊ በረራ ሃይድራባድ ዘጀመሮ በረራ ምትእስሳር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን ንምርመራ ወሳኒ ዝኾነ ድምፂ መቕድሒ ተረኺቡ mizan mekonen Jun 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ህንዲ ዝተሓምሸሸት ኣውሮፕላን ንምርመራ ወሳኒ ዝኾነ ድምፂ መቕድሒ ምርካቡ መንቀሊ እቲ ሓደጋ ኣብ ምፅራይ ከምዝርከብ ጉጅለ ምርመራ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ህንዲ ከተማ ኣህመዳባድ ተላዒሉ ናብ ለንደን ኣብ ምንባር ዝነበረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈተና ካብ ስርቂ ብዝፀረየ መልክዑ ክውሃብ ብምግባር ውፅኢታዊ ወለዶ ምፍጣር ይግባእ – ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) mizan mekonen Jun 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ስርቂ ብዝፀረየ መልክዑ ክውሃብ ብምግባር ውፅኢታዊን ተወዳዳደሪን ወለዶ ምፍጣር ይግባእ፡፡ መርሃ ግብሪ ከይዲ ኣውሃህባ ፈተና 12 ክፍሊ 2017 ዓ.ም ብዝምልከት ትልሚ ፀጥታን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንተግባራዊ መፍትሒታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ቆራፅ ምዃና መርኣያ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Jun 16, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ንተግባራዊ መፍትሒታት ለውጢ ከባቢ ኣየር ዘለዋ ቆራፅነት ዘርእይ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ብምትሕብባር 2ይ ጉባኤ ለውጢ ከባቢ ኣየር ኣፍሪካ ካብ 8…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ህንዲ ብዝተሓምሸሸት ሓደጋ ኣውሮፕላን ዝሞቱ ሰባት ቁፅሪ 270 በፂሑ mizan mekonen Jun 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ህንዲ ብዝተሓምሸሸት ሓደጋ ኣውሮፕላን ዝሞቱ ሰባት ቁፅሪ 270 በፂሑ፡፡ እታ ኣውሮፕላን ካብ ትሕምሸሽ ሳልሳይ መዓልታ ዘቑፀረት በቲ ሓደጋ 270 ሰባት ህይወት ከምዝቀጠፈን ሓደ ተሳፋሪ ብህይወት ምትራፉ ይዝኸር፡፡ ካብቶም ሞንጎ ዝሞቱ እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራከብቲ ሓፋሽ ብኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ብምሕጋዝ ብሄራዊ ረብሓ ንምኽባር ክሰርሑ ይግባእ mizan mekonen Jun 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መራከብቲ ሓፋሽ ብኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ብምሕጋዝ ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምኽባር ክሰርሑ ኣለዎም ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳኒኤል ክብረት። ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያን ሰንበት…
ስፓርት ሪያል ማድሪድ ውዕል ራውል ኣሴንሲዮን ኣናዊሓ mizan mekonen Jun 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሪያል ማድሪድ ስፔናዊ ተኸላኻላይ ራውል ኣሴንሲዮን ምስ ክለቡ ዝነበሮ ውዕሊ ክሳብ 2031 ኣናዊሓ። ወዲ 22 ዓመት ተፃዋቲ ተኸላኻላይ ራውል ኣሴንሲዮን ኣብ ሪያል ማድሪድ ክሳብ 2029 ዝፀንሕ ኮንትራት ንተወሳኺ ክልተ ዓመታት ዘፅንሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋን ክረምቲ ግልጋሎት ግብረ ሰናይ 2 ሺሕን 500 ገዛውቲ ንምህናፅ ተሊምና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jun 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 2017 ዓ.ም ኣብ እዋን ክረምቲ ብስራሕቲ ግልጋሎት ግብረ ሰናይ 2 ሺሕ 500 ገዛውቲ ንምህናፅ ተሊምና ክብሉ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ምምሕዳር እታ ከተማ መክፈቲ መርሃ ግብሪ ግልጋሎት ግብረ ሰናይ ከንቲባ ኣዳነች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኬኛ ቤቬሬጅስ ንማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ዓበይቲ ዕድላት ሒዙ ዝመፀ እዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ mizan mekonen Jun 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ኩባንያ ኬኛ ቤቬሬጅስ ንኢኮኖሚ ዘለዎ ረብሓ ንዓውዲ ማሕበረሰብ ብዙሓት ዕድላት ሒዙ ዝመፀ እዩ ኢሎም፡፡ ኣብ ከባቢ ጊንጪ ሓደሽቲ ኢንቨስትመንት ብምፍጣር ማእኸል ኢንዳስትሪን ፍልጠትን ብምዃን ንመንእሰያት እቲ ከባቢ ዓብዪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዝተሃነፀ ማሕበረሰብ ሬድዮ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ፅባሕ ክምረቕ እዩ mizan mekonen Jun 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዩኒቨርስቲ ጎንደር ኣስራት ኣፀደወይን (ዶ/ር) ብፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዝተሃነፀ ማሕበረሰብ ሬድዮ ዩኒቨርሲቲ ጎንደር ፅባሕ ክምረቕ እዩ ኢሎም፡፡ ኣስራት ኣፀደወይን (ዶ/ር) ከምዝበልዎ፤እቲ ማሕበረሰባዊ ሬድዮ ዝተሃነፀ ብሓፈሻ ንስራሕ…