ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ መምህራን ዘትዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲ ከምዝበልዎ፤ ምስ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት እንገብሮ ዘተ ብምቕፃል ሎሚ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ምስ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 242 መንገደኛታት አሳፊራ ዝነበረት ኣውሮፕላን ህንዲ ተሓምሺሻ mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 242 ሰባት ኣሳፊራ ናብ ለንደን ኣብ ምብራር ዝነበረት ኣውሮፕላን ህንዲ ተሓምሺሻ፡፡ ቦይንግ 787-8 ብዝብል መፍለዩ ዘለዎ እቲ ኣውሮፕላን ኣብ ምዕራብ ህንዲ መዕርፎ ነፈርቲ አሕመዳባድ ካብ መሬት ምስተለዓለ ምሕምሻሻ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡ በቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ሚሊየን ተረባሕቲ ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ናብ ዘላቒ ምምሕያሽ ናብራ ተሰጋጊሮም mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብ450 ሚሊየን ዶላር እናተተግበረ ዝርከብ ፕሮግራም ልምዓታዊ ከተማታት ሴፍቲኔት ልዕሊ 1 ሚሊየን ተረባሕቲ ናብ ዘላቒ ምምሕያሽ ናብራ ተሰጋጊሮም። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ትሑት መነባብሮ ዝርከቡ ዜጋታት ካብ ድኽነት ናብ ኣፍራይነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣይተ ተስፋዬ ንዋይ ምክትል ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናካየዶ ኣብ ዘሎ መበል 36 ስሩዕ ኣኼባ 6ይ ዙር 4ይ ዓመት ኣመራሓታት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ሹመት ኣፅዲቁ፡፡ በዙይ እውን ኣይተ ተስፋዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ኣብ ቀፃሊ 90 መዓልታት ዝስርሑ ስራሕቲታት ልምዓት ብቆራፅነት ክሳተፍ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ 90 መዓልታት ዝስርሑ ስራሕቲታት ልምዓት ኣመራርሓ ብቆራፅነት ክሳተፍ ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ቀፃሊ 90 መዓልታት ዝስርሑ ኣጀንዳታት ምንቅስቓስ ብዝምልከት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሞያታት መራከብቲ ሓፋሽ ኣብ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ቦታታት ቱሪስት ዑደት ይገብሩ ኣለው mizan mekonen Jun 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ካብ ዝተፈላለዩ መራከብቲ ሓፋሽ ዝተውፃእፅኡ ሰብ ሞያታት ኣብ ማእኸላይ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ቦታታት ቱሪስት ዑደት ይገብሩ ኣለው፡፡ እቶም ሰብ ሞያታት ኣብቲ ዞባ ዝርከቡ ባህላዊ መስሕባት ሓዊሱ ኣብ ዞባ ጉራጌ ዝርከብ ብሄራዊ ፓርክ ግቤ ሸለቆ ዑደት…
ቢዝነስ ፋብሪካ ሽኮር ፊንጫኣ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር እቶት ረኺቡ mizan mekonen Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፋብሪካ ሽኮር ፊንጫኣ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ካብ ምህርቲ ሽኮርን ኢታኖልን ንዕዳጋ ብምቕራብ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ። እቲ ፋብሪካ ዓመታዊ ምህርቲ ሽኮር ናብ 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ኩንታል ከምኡ እውን ምህርቲ ኢታኖል ድማ ናብ 20…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንመንፅር ረብሓ ሃገር ክሪኡ ፃውዒት ቀሪቡ mizan mekonen Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ መናእሰይ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ንመንፅር ረብሓ ሃገር ብምርኣይ ተሳትፎኦም ክገብሩ ፃውዒት ኣቕሪበን፡፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተረኸባ ብብርኪ ከተማ መዛዘሚ መድረኽ መናእሰይ ተሳሊጡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኡሽተይ ተሓራሲ መሬት ዘለዎም ሓረስቶት ግልጋሎት ፋይናንስን ኢንሹራንስን ይቀርብ ኣሎ mizan mekonen Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንለውጢ ከባባ ኣየር ተቓላዕቲ ዝኾኑ ኣብ ንኡሽተይ ተሓራሲ መሬት ዘፍርዩ ሓረስቶን ሰበኽ ሳግምን ዓቕሚ ፋይናንስ ብምዕባይ ምህርቶምን ኣፍራይነቶምን ንክውስኽ ደገፍ ይግበረሎም ኣሎ። ኣብ ኣናእሽተይ ተሓራሲ መሬት ዘፍርዩ ሓረስቶት ተቃላዕነት ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀልባ ጣና ነሽ ፪ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣቀባብላ ተገይሩላ mizan mekonen Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቃላይ ጣና ንግልጋሎት መዘናግዕን መጓዓዝያን ንምሃብ ናብ ሃገር ዝኣተወት ጀልባ ጣና ነሽ ፪ ኣብ ከተማ ኣዳማ በፂሓ። እታ ጀልባ ኣብ ከተማ ኣዳማ እንትትበፅሕ ነበርቲ ከተማ ኣዳማ ኣብ ኣደባባይ ብምውፃእ ኣቀባብላ ገይሮምላ፡፡ ሓይሊ…