ኣብ ክልል ደቡብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ወፍሪ ክታበት ፖሊዮ ተጀሚሩ።
እቲ ክታበት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ኣርባዕተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብ ምርሃ ግብሪ ምጅማር እቲ ክታበት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፣ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና…
ካብ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ጀሚሩ ክታበት ፖሊዮ ኣብ ሃረሪን ድሬዳዋን ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምት፣ የ2014 (ኤፍ ቢሲ)ካብ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ጀሚሩ ቀዳማይ ዙር ክታበት ፖሊዮ ኣብ ሃረሪን ድሬዳዋን ክወሃብ ኢዩ።
በቲ ክታበት ዕድሚኦም ልዕሊ 5 ዓመት ዝኾኖም ኣስታት 120 ሺሕ ህፃናት ተረባሕቲ ከምዝኾኑ ድማ ቢሮታት ጥዕና ክልል ሃረሪን ከተማ ድሬዳዋን ገሊፆም።…
’ኦርጅናል ታይተን ጄል ጎልድ’ ዝተብሃለ መድሓኒት ፍቓድ ከምዘይተውሃቦ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)’ኦርጅናል ታይተን ጄል ጎልድ’ ዝተብሃለ መድሓኒት ፍቓድ ከምዘይተውሃቦ በዓል መዚ ምምሕዳር ምግቢን ኣፋውስን ገሊፁ።
እቲ መድሓኒት ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ሃገር ኣትዩ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ እናተፋለጠ ብዘይሕጋዊ መገዲ እናተኸፋፈለ ከምዝርከብ ተበፂሑሉ…
ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ኣተሓሳሲቡኒ-ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኮቪድ 19 ዝግበር ጥንቃቐ ምዝንጋዕ ከምዘተሓሳሰቦ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ ምስ ፋና ብሮድካስቲነግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ መዝንጋዕን ሸለልተኝነትን ህሕረተሰብ የተሓሳስብ ኢዩ ኢሎም።…
ኣብ ትግራይ ልዕሊ 700 ሺሕ ሰብ ክትባት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ተኸቲቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 13 ወረዳታትን መዓስከራት ተመዛበልቲን ክልል ትግራይ ልዕሊ 700 ሺሕ ሰብ ክትባት መከላኸሊ ሕማም ኮሌራ ብመልክዕ ወፍሪ ተኸቲቡ።
ኣቐባሊ ቃል ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ኣደዳ ሃይለስላስ፥ እቲ ክታበት ካብ 5 ሰነ 2013 ዓ.ም…
ብ31 ሚሊየን ብር መበገሲ ካፒታል ዝተጣየሸ ላንሴት ስፔሻላይዝድ ማእኸል ሕክምና ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብ31 ሚሊየን ብር መበገሲ ካፒታል ብኢትዮጵያውያን ሓካይም ዝተጣየሸ ላንሴት ስፔሻላይዝድ ማእኸል ሕክምና ተመሪቑ።
እቲ ማእከል ሕክምና ኣብዛ ሃገር ኣብ ዘለዉ ሆስፒታላት ዝረኣዩ ድሩትነት ዓቕሚ በምሽፋን፥ ብዝተበታተኸ መገዲ ዝወሃብ ናይ ወልቀ…
ብሕማም ልቢን ፀቕጢ ደምን ዝተትሓዘ ሰብ ብኮቪድ 19 ናይ ምሓዝ ዕድሉ ልዑል ኢዩ-ውድብ ጥዕና ዓለም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሕማም ልቢን ፀቕጢ ደምን ዝተትሓዘ ሰብ ብኮቪድ 19 ናይ ምሓዝ ዕድሉ ልዑል ብምዃኑ በቶም ሕማማት ዝተትሓዙ ሰባት ቫይረስ ኮሮና ኣብ ምክልኻል ጥንቃቐ ክገብሩ ከምዝግባእ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ጥዕናን ፖፑሌሽን ሰርቪስስ…
ልዕሊ 1 ሚሊየን ሰባት ኣስትራዜኒካ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ19 ተኸቲቦም – ሚኒስቴር ጥዕ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣስትራዜኒካ ክታበት መከላኸሊ ኮቪድ19 ክትባት ልዕሊ 1 ሚሊየን ሰባት ከምዝተኸተቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር መተሓባበሪ ፕሮግራም ክታበት ኣይተ ዮሐንስ ላቀው፥ ብብርኪ ሃገር ዝወሃብ ዘሎ ክትባት በቢብርኩ ኣብ ኩለን ክልላት ተበፃሒ…
ሞት ህፃናት ንምቕናስ ዝስራሕ ስራሕ ትኹረት ንክወሃቦ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲቲዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፥ ሞት ህፃናት ንምቕናስ ዝስራሕ ስራሕ ትኹረት ንክወሃቦ ሓቲቱ።
ምሁራን እቲ ዓውዲ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብህይወት ካብ ዝውለዱ 1 ሺሕ ሒንጠያት እቶም 33 ይሞቶ ኢዮም።
እዚ ማለት ኣብ ዓመት ልዕሊ…
ሓዱሽ ላቦራቶሪ ድሕንነት ምግቢ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ላቦራቶሪ ድሕንነት ምግቢ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣመሪቑ ኸፊቱ።
እቲ ላቦራቶሪ ኣብ ማይ ወለድን ለበዳ ማይ መለድን ሕማማት ትኹረት ብምግባር ምርመራ ዘካይድ ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ማእኸል ንምህናፅ 7 ሚሊየን…