Fana: At a Speed of Life!

ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ዘህነፆ መኽዚን መዝሐሊ መድሓኒት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ዘህነፆ ሰንሰለት መኽዚን መዝሐሊ መድሓኒት ኣመሪቑ። እቲ ዝተመረቐ መኽዚን መዝሐሊ መድሓኒት ሰለስተ ክፍሊታት መዝሐሊ ዘለዉዎ እንትኸውን፥ ሕድሕዶም 300 ኪዩብ ሜትሮ ናይ ምሓዝ ዓቕሚ ኣለዎም ተባሂሉ። እቶም…

ዶክተር ኣሚር ኣማን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ወረዳታትን ክልል ሶማሌ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ኣሚር ኣማን ምስ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና ክልል ሶማሌ ብምዃን ኣብ ዝተፈላለያ ዞባታትን ወረዳታትን እቲ ክልል ዑደት ስራሕ ኣካይዶም። እቲ ዑደት፥ ኣብ ዞባታት ጎዴን ሸበሌን ከምኡ እውን ኣብ ወረዳ ቀላፎን ኢዩ ተካይዱ። ኣብ…

ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ ዓዲግራት መጥቀሚ ግዚኦም ዝሓለፎም ንምግብነትን መፀባበቒ ሰባትን ዝዉዕሉ ፍሪያታት ኣወጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ ዓዲግራት መጥቀሚ ግዚኦም ዝሓለፎም ንምግብነትን መፀባበቒ ሰባትን ዝዉዕሉ ፍሪያታት ከም ዘወገደ ኣፍሊጡ። ኣብ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ከተማ ዓዲግራት መተሓባበሪ ቁፅፅር ጥዕና ኣይተ ወልደገብርኤል ገብሩ ከም ዝበልዎ፥…