ዓለም ለኸ ስግኣት ኮቪድ-19 ይቐንስ እንበር ሐዚ እውን ጥንቃቐ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ስግኣት ኮቪድ-19 ይቐንስ እንበር ሐዚ እውን ጥንቃቐ ከምዘድሊ ሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ።
ምኽንያቱ ድማ ብሳርስን ኮሺድ-2 ዝልከፉ ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ሰባት ሐዚ እወን ከምዘለዉ ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ጥንቃቐ ዝደሊ ኣመጋግባ እዋን በዓላት
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ዝግበር ኣመጋግባ ግቡእ ጥንቃቐ አእንተዘይተገይሩ ንፀገም ጥዕና ከቃልዕ ይኽእል፡፡
ምዝዛም መዓልቲታ ፆም ስዒቦም ኣብ ዝመፅኡ በዓላት ዘሎ ኣመጋግባ ጥንቃቐ ዝተመልኦ ክኸውን ከምዝግባእ ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱ፡፡
ምኽንያቱ ድማ…
ኣብ ትካላት ጥዕና ዘሎ ኣቕርቦት መድሓኒት 84 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ በቢብርኩ ኣብ ትካላት ጥዕና ዘሎ ኣቕርቦት መድሓኒት 84 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘቕረቦ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 6 ኣዋርሕ ከምዝበሎ፥ ኣብቶም ኣዋርሕ ብዕድጊትን ብዓይነት ሓገዝን…
ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ ንሚኒስቴር ጥዕና ደገፍ ናውቲታት ላቦራቶሪ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ ኤ አይ ዲ) ንሚኒስቴር ጥዕና ደገፍ ናውቲታት ላቦራቶሪ ገይሩ።
ማይከሮስኮፕን ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ሕክምናን 300 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ወፃኢ ዝተገበረሎም ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ኣብ ኢትዮጵያ ነዝርከቡ 28…
ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሙ ንኸዓቢ ዝሕግዙ መገዲታት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ክዓቢ ምግባር ብሕማም ከይንጥቃ ይሕግዘና።
ሰብ ሞያታት ሕክምና፥ ሰውነትና ሕማም ናይ ምክልኻል ዓቕሚ ንምዕባይ ካብ ኣመጋግባ ጀሚሩ ስሩዕ ዝኾነ ኣነባብራ ህይወት ክንክተል ከምዝግባእ ይምዕዱ።
ኣመጋግባ…
ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ባንኪታት ደም ዳግም ስራሕ ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ባንኪ ደመን ቲሹን ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ባንኪታት ደም ዳግም ስራሕ ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ ኢሉ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሃብታሙ ታዬ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ እቶም ኣገለግሎታት ናብ…
ኮምፒተር ኣብ ሕቚፊ ምቕማጥ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ የስዕብ-ተመራመርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ጠንቅታት መኻንነት ደቂ ተባዕትዮ ከምዘስዕብ ተመራመርቲ ገሊፆም።
እቶም ተመራመርቲ ከምዝገለፅዎ፥ ጠንቂ ምንካይ መጠን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ እንተወሓደ ሓሙሽተ ምኽንያታት ኢዮም።
ንሳቶም ድማ፥ ልዕሊ ዓቐን ርጉዲ፣…
ሳዕቤን ዘይንቡር ምፍሳስ ደም ወርሓዊ ፅግያት
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት ርብዒ ደቂ ኣንስትዮ ምሒር ብዝሒ ፃግነ (menorrhagia) ተባሂሉ ዝፍለጥ ሕክምናዊ ኵነታት ከምዘጋጥመን መፅናዕቲታት ይሕብሩ።
ከቢድ ፅግያታዊ ደም ድማ ሜነረጂያ (menorrhagia) ከቢድ ወይ ንነዊሕ እዋን ዝፈስስ ዘይንቡር ወርሓዊ…
ኣብ ትግራይ ክታበት ፀረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ክታበት ፀረ ለበዳ ቫይረስ ኮሮናን ካልኦት ስሩዓት ክታበታትን እናተውሃበ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡
ኣብቲ ሚኒስቴር ሓላፊ ዴስክ ክታበት ኣዴታትን ህፃናትን መልካሙ ኣያሌው ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሰላም ስምምዕነት ስዒቡ ኣብ ዓውዲ…
ንልዕሊ 300 ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ሓገዝ ሕሙማት ልቢ ህፃናት ኢትዮጵያ ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ ንልዕሊ 300 ህፃናት ሕክምና መጥባሕቲ ልቢ ከምዝተገበረ ገሊፁ።
ብተወሳኺ ን8 ሺሕን 674 ሕሙማን ክትትል ሕክምና ከምዝተገበረ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ማእኸል ሕክምና ኣብዚ ሐዚ…