ንዋህዮታት መንሽሮ ዝቐትል ቫይረስ ምርካቡ ተስፋ ዝህብ’ዩ -ተመራመርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንጎዳእቲ ዋህዮታት ብቫይረስ ከምዝልከፉን ከምዝቕተሉን ብምግባር ዝተኻየደ ፈተነታት ሓድሽ ኣገባብ ሕክምና መንሽሮ (ካንሰር) ተስፋ ዝህብ ምዃኑ ብሪታንያውያን ተመራመርቲ ገሊፆም።
ኣብ ሓደ ሕሙም እቲ መንሽሮ ምሉእ ብምሉእ ክጠፍእ እንከሎ፥ ኣብ…
ንጥዕናና ዝረብሕ እኹል መጠን መኣዛታት ንረክብ ምህላውና ብኸመይ ክንፈልጥ ንኽእል?
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መብዛሕቴና መዓልታዊ ተመሳሳሊ መግቢ ኢና ንበልዕ።
ኣብ ህይወትና ዝለመድናዮ ውሱን ዓይነታት መግቢ ስለዘለና ምርጫና ድሩት እዩ።
እቲ እንዕድጎ መግቢ ዋግኡ ኣብ ዕዳጋ ብቐረባ ዝርከብ ብምዃኑ ጥራሕ ዘይኮነ ንጥዕናና ብዝህልዎ ረብሓ እውን…
እኹል ድቃስ ዘይረክብ ሰብ ኣብ ኣካላቱ እንታይ ሳዕቤን የጋጥሞ?
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስእነት ድቃስ ምስ ዝተፈላለዩ ምምዝባላት ርክብ ዘለዎ'ዩ።
ኣብ ልዕሊ 5 ሚልየን ተሳተፍቲ ዝተገብሩ 153 መፅናዕትታት ከም ዘረጋግፅዎ ሓፂር ሰዓታት ድቃስ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ዕድመ ምስ ሕማም ሽኮርያ፣ ልዑል ፀቕጢ ደም፣ ካርዲዮቫስኲላር…
ብዛዕባ ስትሮክ እንታይ ንፈልጥ?
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወቕዒ (ስትሮክ) ኣቐዲሙ ዝዀነ ዓይነት ምልክት ከየርኣየ ሃንደበት ከውድቐካ ኣዝዩ ዝኸፍአን ሓደገኛን ሕማም 'ዩ።
ስትሮክ ብብርኪ ዓለም ኣብ ካልኣይ ዝስራዕ ቀታሊ ሕማም ከም ዝኾነ ዝሕብር ውድብ ጥዕና ዓለም፥ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት 15 ሚልየን…
ክሳብ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓበቕ ህበይ ዝተትሓዘ ሰብ የለን-ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ ሐዚ ኣብ ኢትዮጵያ ብዓበቕ ህበይ ዝተትሓዘ ሰብ የለን ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያን ኣብ እዋናዊ ለበዳታት ጥዕና ጠሚቶም መግለፂ ሂቦም።
ኣብ መግለፂኦም፥ ብዝተገበረ ክትትል…
ኣብ 30 ሃገራት ልዕሊ 550 ዓበቕ ህበይ ሪፖርት ከምዝተገበሩ ተገለፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 30 ሃገራት ልዕሊ 550 ዓበቕ ህበይ ሪፖርት ከምዝተገበሩ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።
ዝርገሐ እቲ ቫይረስ እንተይተፈለጠ ካብ ምዕራብን ማእኸላይ ኣፍሪካ ናብ ብዙሓት ሃገራት ዓለም ከምዝተስፋሕፈሐ ተሓቢሩ፡፡
ኣብ ውድብ ጥዕና ዓለም ቴክኒካዊ…
ረብሓታት ጥዕና ሸዊት ዕፉን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸዊት ዕፉን ምምጋብ ካብ ስሩዕ ረብሓ ምግቢ ብተወሳኺ ብዙሓት ረብሓታት ጥዕና ከምዘለዉዎ ሰብ ሞያ ጥዕናን ስነ-ምግቢን ይገልፁ።
ዕፉን ብፋይበር ዝማዕበለ ብምዃኑ፥ ዕፉን ምምጋብ ንድርቀት ከብዲን ተተሓሒዞም ክስዕቡ ዝኽእሉ ከም ሕማም ኪንታሮት ከምኡ…
ቀዳምን ሰንበትን ጥራሕ ፅዑቕ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ምግባር ኣብ ሙሉእ ሰሙን ምስ ዝግበር ምንቅስቓስ ዝመዓራረ ረብሓ ኣለዎ -መፅናዕቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 05 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመራመርቲ ኣሜሪካ ኣብ ቀዳምን ሰንበትን ክብድ ዝበለ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ዝገብሩ ሰባት ክሳብ ክንደይ እወንታዊ ውፅኢት ከምዘመዝገቡ ንምፍላጥ ኣብ 350 ሽሕ ሰባት ን10 ዓመታት ክትትል ክገብሩ ከምዝፀንሑ ተገሊፁ።
እቲ ኣብ መፅሄት ጃማ ኢንተርናል…
ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ምድጋሱ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ምድጋሱ ገሊፁ።
እቲ ለበዳ ቀኒሱ ዝነበረ እንተኾነ እውን ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ጀሚሩ ይውስኽ ከምዘሎን 70 ሰባት ኣብ ክፍሊ ፅኑዕ ሕሙማን ክትትል ይግበረሎም ከምዘሎን እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።
እዚ ድማ…
ስምምዕነት ክታም መተግብሪ መመርምሪ ተሓከምቲ ድጂታል “ዌልነስ ፓስ” ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ክታም መተግብሪ መመርምሪ ተሓከምቲ ድጂታል “ዌልነስ ፓስ” ተነቢሩ።
ምኒስቴር ጥዕና እቲ መተግበሪ ናብ ስራሕ ንክኣቱ ምስ ማስተር ካርድን ከጋቪ ንከጄ ኤስ አይ ሎሚ ስምምዕነት ክታም ኣንቢሩ።
ምኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣብቲ…