Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ስራሕቲ ፅገና ፍልፍል ሓይሊ ቆቃ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ዝግበር ዝነበረ ስራሕቲ ፅገና “ስቲሊንግ ቤዚን" ፍልፍል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ቆቃ ተዛዚሙ።
ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣካያዲ ስራሕ ስራሕቲ ፅገና ስቪል ሓይሊ ህንፀት ጣቢያታት መተሓላለፍቲ መስመራትን ምክፍፋልን ኢንጅነር…
ዘይ ሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝግምግም መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይ ሕጋዊ ዝውውር ደቂ ሰባት ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዝግምግም መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ንግዲ ደቂ ሰባተ፣ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ምሽጋርን ንስራሕ ናብ ሃገራት ወፃኢ ምልኣኽን ገበናናት ንምክልኻልን ምቁፅፅርን ዝተጣየሸ ብሄራዊ ቤት…
ሃገራዊ ዘተ ፅኑዕን ተቐባልነት ዘለዎን ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዘተ ፅኑዕን ተቐባልነት ዘለዎን ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ።
ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኣብ ክልል ሃረሪ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ መድረኽ ምፍላጥ ስራሕ ኣካይዱ።
ኣብቲ መድረኽ መደረ ዝገበራ ምክትል ርእሰ…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ዘቕረብኡ ሕቶ ሓበራዊ ምምስራት ክልል ብምቕባል ህዝበ ውሳነ ንኽካየድ ወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼብኡ 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ዘቕረብኡ ሕቶ ሓበራዊ ምምስራት ክልል ብምቕባል ህዝበ ውሳነ ንኽካየድ ወሲኑ።
እቲ ውሳነ ብሓሙሽተ ተቓውሞ ብኣብዝሓ ደምፂ ኢዩ ፀዲቑ።
ኣብ ሓደ…
ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ትሑት እቶት ንዘለዎም ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ዝኸውን መንበሪ ክሃንፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ትሑት እቶት ንዘለዎም 64 ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ዝኸውን መንበሪ ክሃንፅ ኢዩ።
እቲ ዝህነፅ በዓል ኣርባዕተ ደብሪ መንበሪ ህንፃ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ዘህነፅ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ ምጅማር…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ዘቕረብኡ ሕቶ ሓበራዊ ምምስራት ክልል ብዝምልከት ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ብሄር ብሄረሰባን ህዝብታትን ክልል ደቡብ ዘቕረብኡ ሕቶ ሓበራዊ ምምስራት ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ውሳነ ሓሳብ ብዝምልከት ይዛተ ኣሎ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ህፁፅ ኣኼባ ካብ ዝቐረበ…
ኣምባሳደር ስለሺ ምስ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኢትዮ-ኣሜሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ምስ ኣባላት ቦርድ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኢትዮ-ኣሜሪካ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ሃገራዊን ጉዳያት ቢዝነስን ዝጠመተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣምባሳደር ስለሺ ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ይኸወን ብዛዕባ ዘሎ ስራሕቲ…
ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዋሽንግተን ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክል ሓመር ተዛቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ክህሊ ዝግበኦ ዘላቒ ህንፀት ሰላም፣ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ምዕሳል ተሓታትነትን…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፍልይቲ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ሳራ ሞንትጎመሪ ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ እንግሊዝ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ብምዝኽካር፥ ብወገን መንግስቲ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምትካል 4 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መርሃ ግብሪ ምትካል 4 ሚሊየን ፈልሲ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ካብ ንጉሆ ሰዓት 12 ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ።
መናእሰይ፣…