Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሓደሓደ ምዕራባውያን መራኸበቲ ሓፋሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝፅብፅቡሉ ኩነታት ዝተዛበዐ ኢዩ – ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ ፍራንቼስካ ሮቺን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ ፍራንቼስካ ሮቺን ሓደሓደ ምዕራባውያን መራኸበቲ ሓፋሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝፅብፅቡሉ ኩነታት ዝተዛበዐን ንሓደ ወገን ዝወገነን ከምዝኾነ ገሊፃ። ጋዜጠኛ ፍራንቼስካ ሮቺን ምስ ፋና ኣብ ዝነበራ ፃንሒት፥ ፀብፀብቲ ምዕራባውያን መራኸበቲ…

ማራቶን ሞተርስ ኤሌክትሪክ ተሸከርከርቲ ቻርጅ ዝግበሩሉ ጣቢያ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማራቶን ሞተርስ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሸከርከርቲ ቻርጅ ዝግበሩሉ ጣቢያ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ዝተመረቑ 20 ተሸከርከርቲ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሑን “ሃንዳ ኮይና”ን “ሃንዳ ኣዮክን” ዝብል ስያመ ዝተውሃበን ኢየን፡፡ እተን ተሸከርከርቲ ሕድሕደን…

ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ወረዳ ዳንጉር፣ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያን ሆስፒታል ቤጂንግ ጥሩነሸ ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ሓገዝ ገይሮም፡፡ ኣብ ዞባ መተከል ነበርቲ ወረዳ ዳንጉርን ሰራሕተኛታት መንግስቲን ልዕልነት ሕጊ እናኽበረ ንዝርከብ ሰራዊት…

ንከተማ ሃረርን ከባቢኣን ሕፅረት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝቐርፍ ስራሕቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረርን ከባቢኣን  ዝነበረ ሕፅረት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሙሉእ ንሙሉእ ዝፈትሕ ስራሕ ከምዝተጀመረ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መተሓላለፊ መስመራትን መከፋፈሊ ጣብያታት ምብራቕ ሪጅን ኣፍሊጡ። ዳይረክተር እቲ ሪጅን ኣይተ ጋሻው እንድሪያስ…

ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19 ኣብ ምክልኻል ዝተርኣየ ዕሽሽታ ዋጋ እናኽፈለ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስ ኮቪድ-19 ኣብ ምክልኻል ዝተርኣየ ዕሽሽታን ምዝንጋዕን ዋጋ እናኽፈለ ምዃኑ ተገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስሩዕን ክታበት ምክልኻል ኮቪድ-19 ክታበትን ብምድሃብ ካብ መላእ ክፍሊታት እታሀገር ዝመፅኡ ሓለፍቲ ቢሮ ጥዕና፣ ሓለፍቲ ርክብ…

በዓል ቅዱስ ገብርኤል ኣብ ሃዋሳን ቁልቢን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ተኸተልቲ እቲ እምነትን በፃሕቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሃዋሳን ቁልቢን ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራታት ከምኡ እውን ካብ ዝተፈላለዩ ክፍል ዓለም ዝመፅ በፃሕቲ…

ቫይረስ ኮሮና ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢኮኖሚን ማሕራዊ ሕይወትን ዘሕድሮ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ። እቲ ዘተ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዶብ ሰገር ስራሕቲ ንምስራሕ ኢጋድን ሕብረት ኣውሮፓን ክሰርሑዎም ዝግብኡ ጉዳያት ዝምልከት ሓሳብ…

ኣጋይሽ ሰላሞምን ድሕንነቶምን ዝተሓለወ ንክኸውን ኩሉ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ከምዝግባእ ፖሊስ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ዝመፁ ዳያስፖራታትን ካልኦት ኣጋይሽን ድሕንነቶም ዝተሓለወ ንክኽውን ኣብ ስራሕቲ ሆቴልን መዘናግዕን ምስ ዝተዋፈሩ ሓለፍቲ ትካላትን ሰብሞያ ሓለዋን ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ እዋን ዘተ፤ ምኽትል ኮሚሽነር ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ዘፈር ገበንን…

ኣመራርሓታት ሚኒሰስቴር ፍትሒን ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኢትዮጵያን ብኲናት ዝተጎድኡ ከባቢታት ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒሰስቴር ፍትሒ ፌዴሪኢን ኣመራርሓን ኣባላት ፈፀምቲ ስራሕን ማሕበር ሰብ ሞያ ሕጊ ኢትዮጵያን ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ሓይሊ ጥፍኣት ህወሓት ዘብፀሖም ጉድኣታት ከምዘተመልከቱ እቲ ማሕበር ኣፍሊጡ። ኣባል ፈፃሚ ስራሕ እቲ ማሕበርን ኣካቢ ቀዋሚ…

መርሃ ግብሪ መሕወዪ ብለውጢ ከባቢ ኣየር ዘይብዳህ ደኒን ገፅ መሬትን ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መሕወዪ ብለውጢ ከባቢ ኣየር ዘይብዳህ ደኒን ገፅ መሬትን ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ዓለም ለኸ ኢንስቲትዩት ሓምለዋይ ልምዓት ኤጀንሲ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ኮሪያን ብሓባር ዝትግብሩዎ መርሃ ግብሪ መሕወዪ ብለውጢ ከባቢ ኣየር…