Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ልዕሊ 95 ብር ሚሊየን ግምት ዋጋ ዘለዎም ናውትታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 95 ነጥቢ 8 ሚሊየን ብር ግምት ዋጋ ዘለዎም ናይ ኣተውትን ወፃእትን ናውትታት ኮንትሮባንድ ምሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብዝተገበረ ክትትል ብር 43 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኣተውቲ ናውትታት ኮንትሮባንድን ልዕሊ ብር 51 ነጥቢ…

ናብ ሃገር ዝጓዙ ኣባላት ዳያስፖራ ዘተኣናግድ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ፃውዒት ጉዕዞ ናብ ሃገር  መሰረት ብምግባር ናብ ኢትዮጵያ ዝጓዙ ኣባላት ዘተኣናግድ መርበብ ሓበሬታ ዕላዊ ከምኾነ ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኣፍሊጡ። ሓደ ሚሊየን ኢትዮጵያውያን ኣባላት ዳያስፖራ ናብ ሃገር ንኅመፅ ዝቐረበ ሃገራዊ ፃውዒት ስዒቡ፥…

ኣሜሪካ ምስራዝ ኢትዮጵያ ካብ ተረባሕነት ኣጎዋ ዳግም ንኽተፅነዖ ኢትዮጵያ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስራዝ ኢትዮጵያ ካብ ተረባሕነት ኣጎዋ ዳግም ንኽተፅነዖ ኢትዮጵያ ሓቲታ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን፥ ኢትዮጵያ ካብ ማዕቐፍ ተረባሕነት ኣጎዋ ንኽትወፅእ ብክታሞም ምፅቖም ይፍለጥ። ነዚ ስዒቡ ሚኒስቴር ንግዲን…

ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምሕላው ናይ ህይት መስዋእትነት ንዝኸፈሉ ጀጋኑ ምስጋና ክነቕርብ ይግባእ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሉኣላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ኢትዮጵያ ንምሕላው ናይ ህይት መስዋእትነት ንዝኸፈሉ ጀጋኑ ምስጋና ክነቕርብ ይግባእ” ክብሉ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀ ስላሰ ገሊፆም። ጥምረት ዓለም ለኸ ሕብረት…

ካብ ዓፋርን ኣምሓራን ተቐጥቂጡ ዝወፅአ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ሕነ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዓፋር ኣብዓላ ንፁሃን ዜጋታት ቀቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ዓፋርን ኣምሓራን ተቐጥቂጡ ዝወፅአ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ሕነ ስጉምቲ ንምውሳድ ኣብ ዓፋር ኣብዓላ ብዝኸፈቶ ሓዱሽ ግምባር ንፁሃን ዜጋታት ቀቲሉ። ነዚ ስዒቡ ድማ መንግስቲ እቲ ክልል መግለፂ ኣውፂኡ፡፡ ኣብቲ መግለፂ ድማ ግብረ ራዕዲ…

ቁናኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ንምርኢት ህዝቢ ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱሪዝም ከተማ ጎንደር ንምንቕቓሕን ዋሕዚ በፃሕቲ ንምውሳኽን በዓል ጥምቀት ምኽንያት ብምግባር ንልዕሊ 150 ዓማውቲ ኣብ እንግሊዝ ፃንሒት ድሕሪ ምግባር ናብ ኢትዮጵያ ዝተመለሰ ቁናኖ (ቁንዳላ) ሃፀይ ቴዎድሮስ ኣብ ከተማ ጎንደር ንምርኢት ህዝቢ…

ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ ቃላይ ሃረማያ ፅሬት ኣከካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ ቃላይ ሃረማያ ፅሬት ኣከካይዶም። ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ኣብ ዘሰናደኦ ወፍሪ ፅሬት ተመረቕቲ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሃረማያ ሓዊሱ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት እታ ከተማ ተሳቲፎም። ስራሕቲ…

ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽኽር ዘተኮረ ካልኣይ ዙር ዕላዊ ዘተ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽኽር ዘተኮረ ካልኣይ ዙር ዕላዊ ዘተ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ዝተረኸቡ እታወታት ከከም ኣድላይነቶም ኣብ ውሽጢ እቲ ኣዋጅ ከምዝካተቱ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ዓፋር ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ጥዕና ስራሕ ንምጅማር ዝሕግዝ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልል ዓፋር ጉድኣት ዝበፅሖም ትካላት ጥዕና ስራሕ ንምጅማር ዝሕግዝ ልዕሊ 6 ሚሊየን ግምት ዘለዎም ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣረኪቡ። እቲ ዝተገበረ ሓገዝ፥ ዝተፈላለዩ ኣፋውስ ሕክምና፣መሳርሒታት ሕክምናን ካልኦት…

በቲ ወራሪ ጉጅለ ተታሒዞም ዝነበሩ ከባቢታት ብዘኹርዕ ኩነታት ናፃ ምውፃእ ተኻኢሉ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ተታሒዞም ዝነበሩ ከባቢታት ናፃ ምውፃኦም ስዒቡ ዜጋታት ናብ መረበቶም ንምምላስ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ እዋናዊ…