Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብብርኪ ሃገር መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ከተማ ሰመራ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር መድረኽ ርክብ ኣፈፀምቲ ሕጊ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ከተማ ሰመራ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ኣይተ ደመቀ መኮንን ርእሰ ምምሕዳር ክልላትን…
ብዝራእቲ ካብ ዝተሸፈነ 6 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ልዕሊ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዝተዘርአ ዝራእቲ ተኣኪቡ – ኮሙዩኒኬሽን ክልል…
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ብዝራእቲ ካብ ዝተሸፈነ 6 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ኣብ ልዕሊ 4 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ዝተዘርአ ዝራእቲ ከምዝተኣከበ ሓላፊ ቢሮ ኮሙዩኒኬሽን ክልል ኦሮሚያ ሃይሉ ኣዱኛ ኣፍሊጦም፡፡
ሉኣላውነት ሃገር ካብ ምሕላው…
ናይ ሕሶት ፀብፃባት ኣብ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዘብፀሖ ፅዕንቶን መፍትሒኡን ብዝብል ርዕሲ ምኽኽር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ባህር ዳር "ናይ ሕሶት ፀብፃባት ኣብ ኢትዮጵያ ዲፕሎማሲ ዘብፀሖ ፅዕንቶን መፍትሒኡን" ኣብ ዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቐዳማይ ሚኒስትር ሙሐዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፣…
ኣብ ከባቢ ፀበል ቀራኒዮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣባላት ሓደ ስድራቤት ዝኾኑ 5 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ብተለምዶ ቀራኒዮ ፀበል እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ኣባላት ሓደ ስድራቤት ዝኾኑ 5 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ።
ትማሊ ምሸት ሰዓት 5፡34 ኣብ መንበሪ ገዛ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሓሙሽተ ኣባላት…
“ውሳነታትና ብስምዒት ዝውሰኑ ዘይኮኑስ ዘላቒ ረብሓ ዘገናዘቡ ኢዮም!” – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሰራዊት ምክልኻል ሕዚ ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ንኽፀንሕ ዝወሰኖ ውሳነ ብስምዒት ዘይኮኑስ ዘምፀኦ ዘላቒ ረብሓ ኣብ ግምት ዘእተወ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣማሲዮም ኣብ…
ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈፀሙ ገባናት ናይ ምፅራይ ስራሕቲ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ካብ ወፍርሒ ሰነ 2013 ዓ.ም ንደሓር ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተፈፀሙ ገባናት ናይ ምፅራይ ስራሕቲ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ።
ብሚኒሰስቴር ፍትሒ ዝምርሑ ምርመራ ገበንን ናይ ምቕፃዕ ጉጅለታት ብህወሓት…
ሂወቱ ንሃገሩ ዝሃበን ወራሪ ጉጅለ ዝመከተን ህዝቢ ዝዓነው ንብረታት ምጥያሽ ኣይስኣኖን ክብሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ክልላት ኣምሓራን ኦሮምያን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሂወቱ ንሃገሩ ዝሃበን ወራሪ ጉጅለ ዝመከተን ህዝቢ ዝዓነው ንብረታት ምጥያሽ ኣይስኣኖን ክብሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ክልላት ኣምሓራን ኦሮምያን ገሊፆም።
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ትካላት ማይን ጥዕናን፣ ንብረታት ሕብረት ስራሕ ማሕበርን ካልኦት ትካላት…
ንሰራዊት ዝግበር ሓገዝ ዝተውሃበና ወፍሪ ብጅግንነት ንኽንዋፃእ ምልዕዓል ዝፈጥር ኢዩ – ሜ/ጄ ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ዝግበር ሓገዝ ዝተውሃበና ወፍሪ ብጅግንነት ንኽንዋፃእ ምልዕዓል ዝፈጥር ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሜጀር ጄነራል ይልማ መርዳሳ ገሊፆም።
እቶም ዋና ኣዛዚ እዚ ዝበሉ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ መተዓብይቲ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ልዕሊ 313 ሺሕ ተመዛበልቲ ወገናት ናብ መረበቶም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወራሪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዝተመዛበሉ ወገናት ልዕሊ 313 ሺሕ ዝኾኑ ናብ መረበቶም ከምዝተመለሱ ኣብ ክልል ኣምሓራ መታሓባበሪ ኮሚሽን ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና ምግብን ኣፍሊጡ፡፡
ሓላፊ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ እያሱ መስፍን÷ ልዕሊ 2…
ብ2 ቢሊየን ብር እናተሃነፀ ዝርከብ ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ህንፀቱ 95 ሚኢታዊ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ2 ቢሊየን ብር እናተሃነፀ ዝርከብ ወደብን ተርሚናልን ድሬዳዋ ህንፀቱ 95 ሚኢታዊ ከምዝተዛዘመ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ።
እቲ ፕሮጀክት ልዕሊ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሉ እንትኸውን፥ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ህንፀቱ…