Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካብ ወረር ግብረ ራዕዲ ህውሓት ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት ዝርከቡ ሆስፒታላት ግልጋሎት ንክህቡ ኣድላይ ምትሕብባር ከምዝገብር ቢሮ ጥዕና ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወራር ግብረ ራዕዲ ህውሓት ናፃ ኣብ ዝወፅኡ ከባቢታት ዝርከቡ ሆስፒታላት መሊስካ ንምህናፅን ናብ ስሩዕ ስራሕቶም ተመለሶም ግልጋሎት ክህቡ ንምግባርን ኣድላይ ምትሕብባር ከምዝገብርን፤ ናውትታት ኣብ ምትእኽኻብ ከምዝርከብን ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር ከተማ…
ኣብ ክልል ሃረሪ ፀጥታ ከባቢ ዝሕልው ኣባላት ተጠባበቕቲ ሓይሊ ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ ፀጥታ ከባቢ ዝሕልው ኣባላት ተጠባበቕቲ ሓይሊ ተመሪቖም፡፡
እቶም ኣባላት÷ “ኣነ ዘብዕን ፖሊስን ከባቢየይ ኢየ” ብዝብል መሪሕ ቃል ን15 መዓልትታት ዝተውሃቦም መሰረታዊ ስልጠናታት ብምዝዛም እዮም ተመሪቆም፡፡
ኣብ ፃንሒቶም…
ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲን ፖሊሲን ዝራእቲ ስድራ ዘመትቲ ይእክቡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝምራሕ ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲን ፖሊሲን ዘማእኸለ ጉጅለ ዝራእቲ ሰድራ ዘመትቲ ይእክብ ኣሎ።
ኣብ ትሕቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ማሕበረሰብ ትምህርቲን ኣባላት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባን ዘማእኸለ…
ኢትዮጵያ መበል 17 ፎረም ምሕደራ ኢንተርኔት ክተተኣናግድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2015 ዓ.ም ዝካየድ መበል 17 ፎረም ምሕደራ ኢንተርኔት ከምተተኣናግድ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሁርያ ዓሊ ምስ ምክትል ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚን ማሕበራዊ ጉዳይን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሉ ዤንሜን ኣብ ምድላው እቲ…
መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምኽባር ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 16 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ምኽባር ጀሚሩ።
እቲ በዓል “ሕውነታውነት ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ እናተኸበረ ዝርከብ፡፡
ኣብዚ ሕዚ ሰዓት ድማ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት…
ፈረንሳይ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብምኽንያት ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብምኽንያት ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን 500 ሺሕ ዩሮ ሓገዝ ገይራ።
እቲ ሓገዝ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ሰለስቲአን ክልላት ብምኽንያት ኲናት ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ኢዩ።
ን60 ሺሕ ነራሕቲ…
ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ካብ ካራ ቆሬ ክሳብ ከሚሴ ዘሎ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕቲ ፅገና ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ካብ ካራ ቆሬ ክሳብ ከሚሴ ዘሎ መስመር ኤሌክትሪክ ስራሕቲ ፅገና ከምዝስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪኪ ኢትዮጵያ።
ካብዚ ብተወሳኺ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖም ካብ ሸዋ ሮቢት ክሳብ ካራ ቆሬ ኣብ ዘለዋ ከተማታት ዝርከቡ…
ታሪኻዊት ከተማ ደሴን ኮሪደር ንግድን ኢንዱስትሪን ዝኾነት ከተማ ኮምቦልቻን ብጥምረት ሓይሊታት ፀፅታ ናፃ ወፂአን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ታሪኻዊት ከተማ ደሴን ኮሪደር ንግድን ኢንዱስትሪን ዝኾነት ከተማ ኮምቦልቻን ብጥምረት ጀጋኑ ሓይሊታት ፀፅታ ናፃ ወፂአን።
ብኽቡር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝተመርሐ ጥምረት ሓይልታት ፀፅታ ኢትዮጵያ ካብ ከተማታት ደሴን ኮምቦልቻን…
ኣብ ቀፀልቲ ኣንፈታት ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኢትዮጵያ እናተግበረቶ ትርከብ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ቀፀልቲ ኣንፈታት ዘድሃበ ዘተ ምስ መሓዙት ልምዓቱ ተዛቲዩ።
ብመርበብ ሓበሬታ ተሓጊዙ ኣብ ዝተኻየደ ዘተ፥ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍጹም ኣሰፋ፣ ሚኒስትር…
መሳርሕቲ ፋና ኤፍ ኤም ሚዛን ኣማን ጋዜጠኛ ደረጀ ልመንህ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት መሳርሕቲ ፋና ኤፍ ኤም ሚዛን ኣማን ዝነበረ ጋዜጠኛ ደረጀ ልመንህ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ።
ጋዜጠኛ ደረጀ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ዓማውቲ ብሞያ ጋዜጠኝነት እናገልገለ ፀኒሑ ኢዩ።
ብ1968 ዓ.ም ኣብ ከተማ ቴፒ…