Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ ቡራዩ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቀወም ሰልፊ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቡራዩ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ።
ብከፍያለው ሽፈራ
ከባኦም ይሓልዉ/ዋ!
ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!
መከላከያ ይደግፉ/ፋ!
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ኣብ ሓደወርሒ ብዝተፈፀሙ ገበናት ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ጉድኣት በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ጥራሕ ብዝተፈፀሙ ገበናት ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ በጀት ዓመት 2014 ብዝተፈፀመ ጉድኣት እታወት መሰረተ ልምዓት…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓውደ ትምህርቲ ልዑል ጉድኣት ኣብጺሑ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 18፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓውደ ትምህርቲ ልዑል ጉድኣት ከምዘብፀሐ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ድኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወገን ጦር ዝኸውን ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕደር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከተማ ደባርቕ ብምርካብ ንወገን ጦር ዝኸውን ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ናይ ሰንጋታትን ናውቲን ሓገዝ ገይሩ።
ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ነቲ ሓገዝ ኣረኪበን፡፡
ኣብቲ ርኽክብ ሓገዝ ኣፈ ጉባኤ…
ብወራር እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ዝተመዛበሉ ልዕሊ 1 ሚሊየንን 76 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ይግበር ኣሎ – ኣገልግሎት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወራር እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ዝተመዛበሉ ልዕሊ 1 ሚሊየንን 76 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ እናተገበረ ምዃኑ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን ሰላማዊት ካሳ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…
ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 2 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ውሽጢ ቱቦ ተረኺቦም።
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 2 ፍሉይ ቦታ ከባቢ ጠበንጃ ያዝ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ውሽጢ ቱቦ ተረኺቦም።
ካብ ሞንጎ ዝተረኸቡ መሳርሒታት ኲናት፥ 1 ተዓፃፊ ከላሽን ምስ 114 መሰል ጠያይቲን 4 ካዝናን፣ 1 ማካሮፍ ሽጉጥ ምስ 7 ፍረ…
ናብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ሒደት መዓልቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ብሓዱሽ ምቕራብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ሒደት መዓልቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ብሓዱሽ ምቕራብ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓገዝ ዝገብሮ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናብቲ ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት፥ በረራ ከምዝገበራ እቲ…
ኣብ ዞባ ጎፋ “ኣነ እውን ኣካል ስድራቤት ዘመትቲ ኢየ” ብዝብል ንስድራ ዘመትቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጎፋ “ኣነ እውን ኣካል ስድራቤት ዘመትቲ ኢየ” ብዝብል ንስድራ ዘመትቲ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ልገሳ ደምን ተኻይዱ።
ኣብቲ ዞባ ቀበሌ ሱካ ዕላዊ መርሃ ግበሪ ምጅማር ሓገዝ ስድራ ዘመትቲ እናተኻየደ ዝርከብ እንትኸውን፥ ኣብቲ መርሃ ግብሪ…
ብመተግበሪ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ብግብረ ራዕዲ ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ልዕሊ 2 ሚሊየን ዶላር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳያስፖራ ብመተግበሪ 'eyezonethiopia.com' ኣቢሉ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈጸሞ ወራር ንዝተጎድኡ ወገናት ዘተኣኻኸቦ ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር በፂሑ።
ኤጀንሲ ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ምስ ፋይናንሺያል ቻፓ ብምትሕብባር…
ኣብ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ጉለሌ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 31 ሚሊየን ብር ጥረገንዘብን ዓይነትን ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ጉለሌ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 31 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን ዓይነትን ሓገዝ ተገይሩ።
ኣብቲ ክፍለ ከተማ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝፅምበሩ መናእሰይ ዘመትቲ ምፍናው እናተገበረ ከምዝኾነ እውን ካብ ቤት ፅፈት ፓርቲ…