Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሚኒስቴር ጥዕና ንሰራዊት ምክልኻል ዝውዕል 30 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንምድምሳስ ኣብ ግምባር ናተቃለሰ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝውዕል 30 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ካብ ሞንጎ እቲ ሓገዝ እቲ 30 ሚሊየን ብጥረ ገንዘብ ዝተገበረ እንትኸውን፥ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ድማ…

ቀ/ሚ ኣብይ ዘቕረብዎ ፃዊዒት ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዳግማይ ንክለዓዓል ዝሕግዝ እዩ – ሓጋዚ/ፕሮፌሰር ኣሕመድ ዘካሪያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ንፀለምቲ ህዝብታት ዘቕረብዎ ፃዊዒት ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዳግማይ ንክለዓዓል ዝሕግዝ እዩ ክብሉ ምሁር ታሪክ ዝኾኑ ሓጋዚ ፕሮፌሰር ኣሕመድ ዘካሪያ ተዛሪቦም፡፡ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 1960ታት ብርክት…

ኣብ ጂቡቲ ዓለም ለኸ ወፍሪ ምንቅስቓስ #የኣክል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጂቡቲ ዝነብሩ ትውልደ ኢትዮጵያውያን፣ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እናተገበሩ ዝርከቡ ፅዕንቶታት ኮኒኖም። ኣብ ጂቡቲ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ኣብ ጂቡቲ ኣርታ ኣብ ዝተኻየደ ጉዕዞ እግሪ መበል 14…

ሓንቲ ኣደ መንበሪ ገዝአን ሸይጠን ንሰራዊት ምክልኻል 2 ሚሊየን ብር ለጊሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ቦጋለች ከበደ ዝተብሃላ ኣደ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሉኣላውነት ሃገር ንምኽባር ናብ ግምባር ዘሚቶም ሱቕ ኢለ ክርኢ የብለይን ብምባል መንበሪ ገዝአን ብምሻጥ ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን 2 ሚሊየን ብር ገንዘባዊ ሓገዝ ገይረን። ሃገር…

ኣመራርሓታት ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ናብ ግምባር ንምዝማት ወሲኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሰራዊት ምክልኻል ኣብ ግምባር ምምራሕ ምጅማሮም ስዒቡ ናብ ሰራዊት ንምፅምባር ዝምዝገቡ ዜጋታት ቁፅሮም ከምዝወሰኸ ምምሕዳር ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ኣፍሊጡ። ኣመሓዳሪት እቲ ዞባ ወይዘሮ ሚስኪ መሓመድ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ግምባር ምዝማቶም ህዝቢ ንዓወት ኣለዓዒሉ ኢዩ – ኣመራርሓታት ክልል ዓፋር

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ናብ ግምባር ምዝማቶም ህዝቢ ንዓወት ከምዘለዓዓሎ ኣመራርሓታት ክልል ዓፋር ገሊፆም። ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣይተ ኣሕመድ ኑርሳሊ ንትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ከምዝገለፁዎ፥ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ናብ…

ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ንተመዛበልቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ዳባትን ደባርቕን ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። መካየዲ ስራሕ ወርልድ ቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ፕሮጀክትጭልጋን ከባቢኣን ኣይተ ዮሴፍ ጌታሁን ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ሓገዝ ግብረ ራዕዲን…

እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን 4 ትእዛዛት ኣውፂኡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ትማሊ ምሸት ኣርባዕተ ትእዛዛት ኣውፂኡ። እቲ እዚ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ንኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝምልከቱ እዋናዊ ኩነታት ገምጊሙ። ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብመንፅር ዝተትሓዘሉ ዕላማ እንትረአ፥ ኣፈፃፅምኡ ብፅቡቕ ኩነታት እናተሳለጠ…

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ግምባር ወሎ ብምርካብ ናይ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ግምባር ወሎ ብምርካብ ንሰራዊት ምክልኻል ናይ 1 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። ነቲ ኮሚሽን ብምውካል ሓገዝ ዝገበራ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ወይዘሮ ለሊሴ ነሜ፥ እቲ ሓገዝ ካብ ሰራሕተኛታት ዝተኣኻኸበ ከምዝኾነን ኣብ ቀፃሊ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናዕቢ ክፍጠር ኢዩ ዝብል ዝናፈስ ወረ መሰረት ዘይብሉ ኢዩ – ዶ/ር ጌዲዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓደሓደሰ ኤምባሲታትን ትካላት ሚዲያን ፍርሒ ራዕዲ ንምፍጣር ይፈትኑ እምበር ህይወት ብዝተለመደ መልክዑ ከምዝቐፀለ ሚኒስትር ፍትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ገሊፆም። ዶክተር ጌዲዮን ምስ ፍራንስ 24 ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ቀዳማይ…