Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ናይ ወገን ጦር ናብ ልዑል ወፍሪ ምጥቃዕ ኣቲዩ ኣሎ – መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልቲታት ኣብ ዝተኻየዱ ፍሉያት ወፍሪታት 12 ኣመራርሓታት ኣርሚን ኮርን ፀላኢ ተደምሲሶም።
መግለፂ ሂቦም፡፡
ፍልጠት ኣመራርሓን ቴክኖሎጂን ብምጥቃም መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ግምባር ባቲ…
ህዝቢ ኣርሲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 400 ሰንጋታት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዞባ ኣርሲ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 400 ሰንጋ ኣብዑር ሓገዝ ገይሩ።
ዋና ኣመሓዳሪ እቲ ዞባ ኣይተ ሙሳ ፉሮ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ኣብ ዝገበሩዎ መደረ፥ ህዝቢ እቲ ዞባ ዝገበሮ ሓገዝ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ልዕሊ ሃገር ዝኾነ ነገር…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝን ኣባላት ኮሚቴ ፈፀምቲ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ናብ ግምባር ንምዝማት ወሲኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ግምባር ዘቕንዑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዘቕረቡዎ ፃውዒት መሰረት ብምግባር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰንን ኣባላት ኮሚቴ ፈፀምቲ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ናብ ግምባር ንምዝማት ወሲኖም።
ሓሙሽተ ኣባላት…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስሊ ምሩኻት ብምባል ኣብ መራኸብቲ ሓፋሽ ዘጋወሖ ቪዲዮ ናይ ሕሶት ኢዩ – መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት
ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ምስሊ ምሩኻት ብምባል ኣብ መራኸብቲ ሓፋሽ ዘጋወሖ ቪዲዮ ዕላምኡ ብናይ ሕሶት ዝተቐነባበረ ምስሊ ንምድንጋር ዝገበሮ ፈተነ ከምዝኾነ ገፅ መፃረዪ ሓበሬታ እዋናዊ ኩነታት ኣፍሊጡ።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናይ ባዕሉ ፍሉይ ሓይሊን ሚሊሻን…
ኢትዮጵያ 4 ዲፕሎማሰኛታት ኣየርላንድ ኣባሪራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣርባዕተ ዲፕሎማሰኛታት ኣየርላንድ ኣባሪራ።
እቶም ዲፕሎማሰኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤንባሲ ኣየርላንድ እናሰርሑ ዝነበሩ እንትኾኑ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ለቒቖም ንኽወፅኡ ከምዝተወሰነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፀሪሑ ኢቢሲ ፀብፂቡ፡፡…
ምምስራት ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ብሄራዊ ፌዴራላዊ ስርዓት ዝተውሃቦ ቆራፅነት ዘረጋግ ፅ ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምስራት ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ብሄራዊ ፌዴራላዊ ስርዓት ዝተውሃቦ ቆራፅነት ዘረጋግፅ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን ንህዝቢታት ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መልእኽቲ እነኳ…
ኢትዮጵያን እስራኤል ኣብ ስራሕቲ ሓገዝ ኢንቨስትመንት ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሞሽነር ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜን ምክትል ኮሚሽነር ተመስገን ጥላሁንን ምስ ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣለልኝ ኣድማሱ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ዝፀንሐ ርክብ ኢንቨስትመንት ክልቲአን ሃገራት ኣጠናኺካ ንምቕፃል፣ ብሓባር ኣማራፂታት…
ኣብ ኣዲስ ኣባ ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንተመዛበልቲ ዝኸውን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ኣበርኪቶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣባ ዝርከቡ መንግስታዊን ናይ ውልቀን ኣቢያተ ትምህርቲ ዝመሃሩ ተምሃሮን ኣባላት ማሕበረሰብ ትምህርቲ ንተመዛበልቲ ብምኽንያት ኲናት ንፀገም ዝተቓልዑ ወገናት ዘዝኸውን ልዕሊ 100 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብ ኣበርኪቶም።
ከንቲባ ከተማ…
ወለድና ብናፅት ዘፅንሑዋ ሃገር ካብ ወረርቲ ክንሕልዋ ይግባእ – ሜጄር ጄኔራል ጥሩዬ ኣሰፌ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ጥንቲ ኣቦታትና ሉኣላውነታ ኣኽቢሮምን ክትክበር ገይሮምን ዘረከቡና ሃገር ብኣና ዘበን እውን ካብ ዘረፍቲን ወረርቲን ናይ ምሕላው ግቡእ ኣለና ክብላ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ዳይሬክተር ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ሜጄር ጄኔራል ጥሩዬ ኣሰፌ ተዛሪበን፡፡
ኣብ…
ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከባቢ ግድብ ህዳሰ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ግቡኡ እናተዋጸአ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከባቢ ግድብ ህዳሰ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ግቡኡ እናተዋጸአ ከምዝርከብ ተሓቢሩ።
ኣብ ጎኒ ሰራዊት ምክልኻል ተሰሊፎም ግቡእ እናፈፀሙ ዝርከቡ ፖሊስ ፌዴራል፣ ኣካላት ፀፅታ ክልላት ኣምሓራ፣ ግምቤላ፣ ሲዳማ፣ ደቡብን…