Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣተውቲን ወፃእቲን ኣቕሑት ኮንትሮባንድ ከምዝሓዘ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን እቲ ኮሚሽን ብዝገበሮ ክትትል፥ ልዕሊ 26 ነጥቢ 1 ሚሊየን ኣተውቲ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን 3 ነጥቢ 9 ሚሊየን…

ሓይሊ ኣየር ብኤር ፖሊስ ኮማንዶ ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ዔፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብቀዳማይ ዙር ኤር ፖሊስ ኮማንዶ ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ኣመሪቑ። ብመስዋእትነት ሰራዊትናን ህዝብናን ዘንፀላለወልና ሓደጋ ህልውና እናተመከተ ይርከብ ክብሉ ምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ንሎጂስቲክስ ኣየር ብ/ጄ ነገራ ሌሊሳ…

ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ህልውና ሃገር ንምድሓን ዝዓለመ ስለዝኾነ ኩሉ ሓላፍነቱ ንኽዋፃእ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓፈሻዊ መምርሒ ሰራዊት እዚ ምዕራብን ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ኣባላት ፖሊስ ክልል ኦሮሚያን ከም ሃገር ኣብ ዝተነበረ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝርዝር ኣፈፃፅምኡን ግደ ኣፈፀምቲ ኣካላትን ተዛቲዮም። እቲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን፥ ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን…

ኣብ ከተማ ባህርዳር ናብ ፍሉይ ሓይሊ ዝፅምበሩ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ባህርዳር ናብ ፍሉይ ሓይሊ ዝፅምበሩ ምልምል ሰልጠንቲ መናእሰይ ምፍናው ተገይሩሎም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ብመዓረርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ መምርሒ ኢንዱስትሪን ኢንቨስትመንትን ወይዘሮ ብርሃን ንጉሴን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን…

ፓርቲ ብልፅግናን ፓርቲ ዩናይትድ ራሽያን ርክቦም ንጥንኻር ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፊ ዋና ቤትፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራሕን ኣምባሳደር ፌዴሬሽን ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቨጌኒ ቴረኺን ርክብ ፓርቲ ብልፅግናን ፓርቲ ዩናይትድ ራሽያን ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ኣድሂቦም ዘትዮም። ኣብ መንጎ እቶም ፓርትታት ቅድሚ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወዲቦም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ ማሕበረሰብ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ውዳበ ህዝቢ ኣጣይሾም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ ማሕበረሰብ ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ። ብነሰረት እዚ ኣብ ክፍለ ከተማታት ልደታ፣ ንፋስ ስልክ ላፍቶን ኣቃቂን ብውዳበ ህዝቢ ኣጣይሾም ፀፅታ ከባቢኦም ንዝሕልዉ ክፋላተ…

ኣብ ግምባር ጋይንት ጋሸና ዝኸተተ ህዝባዊ ሰራዊት ግቡኡ ብብቕዓት እናፈፀመ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ ምዕራብ ጊጃም ናብ ግምባር ጋይንት ጋሸና ዝኸተተ ህዝባዊ ሰራዊት ዝተውሃቦ ወፍሪ ብብቕዓት እናፈፀመ ከምዝኾነ ኣባላት ተዛሪቦም። ኣባላት እቲ ህዝባዊ ሰራዊት ናብ ግምባር ካብ ዝኸዱሉ መዓልቲ ጀሚሩ ሓፈሻዊ ኩነታት እቲ ግምባርን ብዛዕባ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ኣየር ዱባይ ምርኢት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ A350-900 ኣየር ዱባይ ምርኢት ኣቕሪቡ። ኣብቲ ምርኢት ኣየር ልዕሊ 1 ሺሕን 200 ኣቕረብቲ ዓውደ ምርኢትን ልዕሊ 148 ሃገራት ከምዝተሳተፉ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡ ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!…

ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ታካላት ተመዝጊቦም ኣብ ስራሕ ይርከቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ታካላት ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ተመዝጊቦም ኣብ ስራሕ ከምዝርከቡ ኤጀንሲ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ጅማ ዲልቦ ንትፕኢ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 3…

ኣባላት ፖሊስ ፌዴራል ሰላምን ፀጥታን እታ መዲና ንምሕላው ለይትን ቀትርን ይሰርሑ ምህላዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራሓን ኣባላትን ፖሊስ ፌደራል ኣብ ዝፈላለዩ ግምባራት ካብ ዝገብርዎ ቃልሲ ብተወሳኺ እታ ከተማ ካብ ተለኣኣኽቲ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕድን መሻርኽቱን ንምሕላው ይሰርሑ ምህላዎም ገሊፆም። ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ስራሕቲ ተዋፊሮም ዝሰርሑ ኣባላት ፖሊስ…