Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ማእኸል መሰልጠኒ ናይ ፍሉይ ወፍሪታት ሓይሊ ኮማንዶታት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ ናይ ፍሉይ ወፍሪታት ሓይሊ ኮማንዶታት ንመበል 36 ግዘ ዘሰልጠኖም መሰረታዊ ወታደራት ስነ-ስርዓት ምረቓ ተኻይዱ።
ፍልፍል፡- ፌስቡክ ገጽ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ
ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!
ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!…
ኣባላት መርማሪ ቦርድ ኣፈፃሚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንምስያም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣባላት መርማሪ ቦርድ ኣፈፃሚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንምስያም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ።
ነቲ መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን፤
ኣይተ ለማ ተሰማ - ብኣካቢነት
ወይዘሮ ወርቀሰሙ ማሞ - ብምክትል ኣካቢት ክመርሑዎ…
ሓይሊ ኣየር ንጉጅለ ህወሓት ይድምስሶ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ንጉጅለ ህወሓት ክድምስስን ስርዓተ ቀብሩ ክፍፅምን ዘኽእለ ስራሕ ብብቕዓት ይፍፅም ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ምክትል ኣዛዚን ናይ ሎጂስቲክስ ኣዛዚን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብርጋዴር ጀኔራል ነገራ ሌሊሳ ንኢፕድ ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓይሊ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝቐረበሉ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ን6 ኣዋርሕ ተፈፃሚ ዝኸውን ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መርሚሩ ኣፅዲቑ።
እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 1ይ ዓመት 1ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ካብ ቤት ምኽሪ ሚኒሰስትራት ዝቐረበሉ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን መርሚሩ ኣፅዲቑ።
ቤት…
ዘመትቲ ወረዳ እብናት ምፍናው ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ዞባ ደቡብ ጎንደር ወረዳ እብናት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራዘመሓላለፎ ፃውዒት ተቐቢሎም ንግብረ ራዕዲ ጉጅለ ንምቅላስ ናብ ጦር ግምባር ይወፍሩ ኣለዉ።
ግብረ ራዕዲን ወራሪን ጉጅለ ኣብ ክልል ኣምሓራ እንብፀሖ ዝርከብ ግፍዒን መከራን…
ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ልዑል ምንቅስቓስ ይገብር ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ክተት ብምቕባል ልዑል ምንቅስቓስ ይገብር ከምዘሎ ሓላፊ ቢሮ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ኣይተ ግዛቸው ሙሉነህ ኣፍሊጦም።
ኣይተ ግዛቸው፥ እቲ ማሕበረሰብ መንግስቲ እቲ ክልል ዘቕረቦ ፃውዒት ብምቕባል ሃፍቱን ንብረቱን ንዘመቻ…
ዘመን ተሳጋሪ ዓወት ክነመዝግብ ኢና – ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ዘመን ተሳጋሪ ዓወት ክነመዝግብ ኢና ክብል ክልላዊ መንግስቲ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ገሊፁ።
እቲ ክልለ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሃገርና ካብ ወራሪ ንምድሓን ዝኽፈል መስዋእቲ ብምኽፋል ዘበን ተሳጋሪ ዓወት ክነመዘግብ ኢና ኢሉ።
ሃገርና ኢትዮጵያ በቢዘበኑ…
ስነ ስርዓት ምፍናው ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝሕወሱ መናእሰይ ምፍናው ኣብ ስታዲየም ኣበበ በቂላ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ምፍናው እቶም ናብ ሰራዊት ዝሕወሱ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ …
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክቐርበሉ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ልዕሊ ሉኣላውነት ሃገር ዘንፀላለወ ሓደጋ ንምክልኻል ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝተዳለወ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሎሚ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ ዓንቀፅ 93/1 ናይ ወፃኢ ወራር…
ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተበገሱ ከሓድቲ ንምስዓር ሓድነት ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ- ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ
ኣዲስ ኣበባ፣24 ጥቅምቲ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዝተበገሱ ከሓድቲ ንምስዓር ሓድነት ዜጋታት ወሳኒ ኢዩ ክብላ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፀን።
እተን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኽ ሃገር ዘለወን ድጋፍ ንምግላፅ ደም ለጊሰን።
ኣብዝሃብኡ ርእይቶ…