Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓይሊታት ፀፅታ ብዝፍፅምዎ ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓወት ይሓፍሱ ኣለዉ -ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣20 ጥቅምቲ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊታት ፀፅታ በዝፍፅምዎ ዝተዋደደ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዓወት ይሓፍሱ ኣለዉ ክብል ኣገልግሎ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ሚኒስትር ኣገልግሎ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሠ ቱሉ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ጉጅለ…
ዩኒቨርሲቲ ጋምቤላ ተምሃርኡ የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጋምቤላ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 225 ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ።
እቶም ተምሃሮ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ ፌዴሪኢ ዶክተር…
መበል 23 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 23 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ጅግጅጋ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ “ምላሽ ወሃቢ ስርዓት ጥዕና ብሓዱሽ ምዕራፍ” ዘብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ።
ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ መክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሶማሌ…
መላእ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ግብኣተ መሬት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ክንዘሳዝም ኣለና-ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ፥ መላእ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝሓፀረ እዋን ግብኣተ መሬት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ክንዘሳዝም ኣለና ክብላ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝበልኡ፥ ሎሚ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት…
ብምኽኒያት ኲናት ዝተስኣኑ ፍሪያት ንምክሕሓስ ትልሚ እዋን ቅልውላው ተግባራዊ ክኸውን ኢዩ-ሚኒስቴር ግብርና
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋርን ብምኽኒያት ኲናት ዝተስኣኑ ፍሪያት ንምክሕሓስ ትልሚ እዋን ቅልውላው ተግባራዊ ክኸውን ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ዓውዲ ልምዓት ሕርሻን ሆርቲካልቸርን እቲ ሚኒስቴር ዶክተር መለሰ…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ባህርዳር ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ምምሕዳር ብሄረሰብ ዋግኸምራ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ባህርዳር ንዝርከቡ ወገናት ድጋፍ ገይሩ።
እቲ ድጋፍ ልዕሊ 20 ሚሊየን ብር ዝግመት ምግብን ኣልባሳትን እንትኸውን፥ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ነቲ…
ዩኒቨርስቲ ሃረማያ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ሃረማያ መበል 66 ዙር ዘሰልጠኖም ልዕሊ 4 ሺሕ ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ።
እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ 2013 ዓ.ም ምስ ዝተፈላለዩ ክፍሊታትን ፕሮግራማትን ትምህርቲ ብቐዳማይ ዲግሪ፣ ካልኣይ ዲግሪ፣ ሳልሳይ ዲግሪን ስፔሻሊቲን ዘሰልጠኖም ኢዩ…
ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣዲስ ኣበባ ንተመዛበልቲ ወገናት ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኣዲስ ኣበባ ካብ ክልል ኣምሓራ ካብ መረበቶም ንተመዛበልቲ ወገናት ድጋፍ ገይሮም።
እቲ ድጋፍ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ብዓይነት ድጋፍ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ፓሰታ ፣ መኮሮኒ ፣ ኮበርታ፣ ኣንሶላ ፣ ፍርናሽ ፣…
ሃገርና ብመጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣይትፈርስን-መንግስቲ ክልል ደቡብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳይ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሃገርና ብመጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣይትፈርስን ክብል ገሊፁ።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት እዛ ሃገር ይመርሓሉ ኣብ ዝነበረ እዋን ገባሪን ሓዳጊን ብምዃነ መላእ ሃገርናን…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መሰረት ብምግባር ሎሚ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ወረዳን ባዕሎም ክኢሎም ብኽልልነት ንምውዳብ ህዝበ…