Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ሎሚ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መሰረት ብምግባር ሎሚ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ወረዳን ባዕሎም ክኢሎም ብኽልልነት ንምውዳብ ህዝበ…
ኣባላት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ኩታ በርን ተዉለደሬን ይማረኹ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ኩታ በርን ተዉለደሬን ምስ መሳርሒኦም እናተማረኹ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ፍልፍል፡- ግዜኢ
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና…
ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ንምግባር ቆራፅ ኢያ – ኣምባሰደር ጊታ ፓሲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ተጠናኺሩ ክቕፅል ንምግባር ቆራፅ ከምዝኾነት ኣምባሰደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጊታ ፓሲ ኣፍሊጠን።
በተን ኣምባሳደር ዝተመርሐ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ሃዋሳን ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳን ዑደት ገይሩ።…
ናይ ወፃኢ ፕሮግራማት ሊንክ ብምግባር ምምሕልላፍ ተኸልኪሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሃገር ኤፍ ኤም ሬድዮ ጣቢያታት ናይ ወፃኢ ፕሮግራማት ሊንክ ብምግባር ምምሕልላፍ ከምዝተኸልከለ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘይተውሃቦም ናይ ወፃኢ ሬዲዮ ጣቢያታት ፍቓድ ብዘለዎም ናይ ውሽጢ ዓዲ ኤፍ…
ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጃማል ኣብዱላህ ተዛቲዮም።
ኣይተ ታገሰ ኣብ ዘተኦም፥ ክልተአን ሃገራት ዝፀንሐን ነዊሕ ታሪኽ ዘለወንን ሃገራት ስለዝኾና፥ ብኹለመዳይ ዓውዲታት…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፅዋሩ እንትውድእ ብመልሓሱ ምትኳስ ጀሚሩ – ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣፅዋሩ እንትውድእ ብመልሓሱ ምትኳስ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ኣብዚ ሰሙን ብዝበፅሖ ከቢድ ውቅዒት ካብ ዝተበታተነ ወራሪ ሓይሊ፥ ብኣፃብዕቲ ዝቑፀሩ ብኣንፈት ቦሩ ሜዳ ኣብ ሩባታት፣ ጣሻታትን ገደላትን…
ከተማ ደሴ ሕዚ እውን ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ትርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ደሴ ሕዚ እውን ኣብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ከምትርከብ መምርሒ ሰላምን ድሕንነትን እታ ከተማ ገሊፁ።
ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰላም እታ ከተማ ንምርባሽ ናይ ሕሶት ወረ እናጋውሑ ዝነበሩ ልኡኻት እቲ ግብረ ራዕዲ ሓሳቦም እንተይተዓወተ ተሪፉ ኢዩ…
ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣሰቀቕቲ ገበናት ምፍፃሙ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዓለም ለኻዊ ድንጋገታት ሕጊን ሰብኣዊ ሕጊታትን ብምጥሓስ ኣሰቀቕቲ ገበናት ምፍፃሙ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣፍሊጡ።
እቲ ላዕለዋይ ኣኽባሪ ሕጊ ኣብቶም ዝተሓበሩ ቦታታት ዝተፈፀመ ገበን ምርመራን…
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣብ ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ፅባሕ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ህዝበ ውሳነ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ መሰረት ብምግባር ፅባሕ ውሳነ ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ኣብ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ሓሙሽተ ዞባታትን ሓንቲ ወረዳን ባዕሎም ክኢሎም ብኽልልነት ንምውዳብ ህዝበ ውሳነ ኣካዪሮም…
ህንድን ጣሊያንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንድን ጣሊያንን ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ክልቲአን ሃገራት ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትራት ነዚ ዝበሉ፥ ኣይተ ደመቀ መኮነን መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ብምዃነ ምሿሞም…