Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባይቶ ክልል ሃረር ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ክልል ሃረር 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ የሳልጥ ኣሎ።
ኣፈ ጉባኤ እተ ባይ ወይዘሮ ሚስራ ዓብደላ፥ “እንርከበሉ እዋን ሓዱሽ ኣመራርሓ ለውጢ ብዙሓት ዓበይቲ ስራሕቲ እናሰርሐ ዝርከበሉን ሓድነት ህዝቢታት ኢትጵጵያ…
ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝህነፅ ዘሎ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ኣፈፃፅሙኡ 74 ሚኢታዊ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ዞባ ኣኝዋክ ዝርከብ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ፀሓይ ኣፈፃፅሙኡ 74 ሚኢታዊ ምብፅሑ ኣብ ክልል ጋምቤላ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ሃገር ለኸ ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍሊጡ።
ኣብ 5 ሺሕን 950 ካሬ ሜትሮ ዝዓረፈ እቲ ፕሮጀክት፥ 425…
ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ዘተ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ካብ ፈፀምቲ ስራሕ ክልላት ዝቐረቡ ፀባፃባት ንምግምጋም ዘተ ምጅማሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ ፈፃሚ ስራሕ እቲ…
ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ብር 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኔዘርላንድ ብምትሕብባር ብር 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዝግመት ቀረበረ መረገረቢ ብሓገዝ ኣበርኪቱ።
ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ብዘስዓቦ ፅዕንቶ ንፀገም ዝተቓልዑ ካብ ክፍለ ከተማታት ኣዲስ ከተማ፣…
ሚኒስቴር ሰላም ምስ ተፀዋዕቲ ትካላት፣ ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ዘሳለጦ ምይይጥ ዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ፌዴሪኢ ምስ ተፀዋዕቲ ትካላት፣ ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ንሽዱሽተ መዓልቲታት ከሳለጦ ዝቐነየ ምይይጥ ብዓወት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ።
እቲ ምይይጥ ምኽባር ሕጊን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ዝተዳህሰሱሉ እንትኸውን፥…
ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ትማሊ ቀፂሉ ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ዝግበር ሰለስተኣዊ ድርድር ትማሊ ቀፂሉ ውዒሉ።
ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ኣብ ሞንጎ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትራት ማይን ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፂን ዝካየድ ናይ ሓባር…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 982 ሰባት እንትርከቡ 19 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 19 ሺሕን 769 ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ተወሰኽቲ 982 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 29 ሺሕን…
ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ግንዛበ ንምፍጣርን ሃገራዊ ወፍሪ ንምብርትታዕን ዝሕግዝ ውድርድር ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ናሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ግንዛበ ንምፍጣርን ሃገራዊ ወፍሪ ንምብርትታዕ ዝሕግዝ ውድርድር ዕላዊ ገይሩ።
ረብሓ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ዘፋልጥ ወፍሪ “ማስክ ኢትዮጵያ” ብፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዕላ ተገይሩ…
ስትራቴጂ ሎጂስቲክስ ተግባራዊ ምግባር ፀገማት እቲ ዓውዲ ኣብ ምፍታሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂ ብሄራዊ ሎጂስቲክስ ተግባራዊ ምግባር ኣብ ኣሰራርሓ እቲ ዓውዲ ዝረኣዩ ፀገማት ኣብ ምፍታሕ ልዑል ኣስተዋፅኦ እናገበረ ምዃኑ በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም ገሊፁ።
ስትራቴጂ 10 ዓመት ብሄራዊ ሎጂስቲክስ ብብርኪ ሃገር እናተዳለወ…
“መኣዲ ንሃገር” ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መኣዲ ንሃገር ኢትዮጵያውያን፣ ትልደ ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያንን ንምዕባለ ኢትዮጵያ ኣሰሮም ዘንብሩሉ ኢዩ ተባሂሉ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ መኣዲ ንሃገር ኣብ ዝተገበረሉ እዋን፥ “ገንዘብ፣ ፍልጠትን ጉልበትን…